ሎሚ 04-03-2013 ኣብ ስመር ፡ ኻልድ ዓብዱ:።
ኻልድ ዓብዱ:- ኣብ ኣስመራ ተወሊዱ ዝዓበየ ሞቦቆሉ ትግራዋይ ኮይኑ: ኣብ ዩኒቨርስት ኣስመራ ዝተማህረን: ሓደ ካብ ኣዳለውቲ ጋዜጣ ኣድማስ ዝነበረን: ብቐጥታ ድሕሪ ኩናት 1998 ናብ ስዕድ ዓረብ ዝኸደን: ብመንገዲ ስዑድ ዓረብ ኣቢሉ ናብ ሃገረ ሽወደን ብምእታው ነባርነቱ ኣብ ሽወደን ዝገበረ ኢዩ።
(ካብ ሰነድ ምስጢራዊ ኣኸባ በለጁም)
1 2
April 3, 2013 12:02pm PDT April 3, 2013 12:20pm PDT
3 4
April 3, 2013 2:14pm PDT April 3, 2013 3:35pm PDT

ዝተቐድሔ
ጀነራል ተኸስተ ሃይለን፡ "ሰናይ" ጸሃየ ገብረቃልን። ሰንበት 03-17-2013 ካብ ሰዓት 2፡00 ድቀ ብናይ ዲሲ አቆጻጽራ። ህልዊ ኩነታት ሃገር።
 

ስመር ኣይፋልኩምን
Published on Mar 21, 2013
ቃልሲ ትብትኑ ኣለኹም

ተሻሞ ኣብ ዝተመስረተሉ ጊዝያት ዝነበረ ክትዕ።
 
September 3, 2012 12:28am EDT

 
ኪሮስ ዮውሃነስ ኣብ ተሻሞ።ሰዓት 8፡00 ድ.ቀ. ብናይ በርሊን
ሰዓት 2፡00 ድ.ቀ. ብናይ ዲሲ

 
 

 

 

ገለ ካብ ስእልታት ሰላማዊ ሰልፊ ተቓውሞ ሰልፊ ኣንጻር ኮንፈረንስ YPFDJ Londong

March 30, 2013 2:11pm EDT ቁ1 March 30, 2013 4:39pm EDT ቁ 2
ዶር ዮሴፍ ብርሃኑ ኣ/ወ ባይቶ ኣብ ስምር። ዝተቐድሔ

 

March 30, 2013 8:01pm EDT ቁ 3
 
 
ገለ: ክልተ-ጸጕሪ ዘብቆሉ ዘይለባማት መሳቱና፡ ብኣውራጃውነት: ፍቑራት ሰብ ሓዳር ክፈላልዩ  እንዳራአናስ፡ ገለ መንእሰያት ስመር ፡ ሓዳር ነበትን ይብሉ ኣለዉ?
ወዲ-ሕድርትና ፓይሎትከ እንታዩ ዘንጸርጽሮ ዘሎ? መንእሰይ ስለ ዝለበመ?

March 28, 2013 9:58am EDT

 
Video streaming by Ustream

ክፋል ኣብ ስመር ዝወዓለ ክትዕ።
March 27, 2013 2:12pm EDT

 

March 28, 2013 1:13pm EDT

 
Video streaming by Ustream

ጅማል ሑመድ ኣመሓዳሪ፡ አዱሊስ ወብሳይት ኣብ ተሻሞ

 

Two Pal Talks with two different information about the news coming out of Asmara that soldiers have surrounded the Ministry of Information...recording of the last four hours
Smerrr Eritrean Unity World Wide EPLF1
allowscriptaccess="always" allowfullscreen="true"> allowscriptaccess="always" allowfullscreen="true">
 ዑመር ጃብር ኣብ ፓልቶክ ደንበ መንእሰይ
ኣርእስቲ: ህልዊ ኩነታት ደንበ ተቓውሞን ጉዳይ ሓድነትን፡

Part II Part III

 

 


አብ ሃገር ትካል ምግዛእን ቁጠባዊ ስርሓት ምክያድን 2% ምኽፋል የድሊ
ናይ ኤሪ ተል ብርኪ ምግዛእ ግን 2% ምኽፋል ኣይሓትትን።

(ብርሃነ ገብርሂወት ካብ ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ኣብ ፓል ቶክ)

Another meeting of regional Administrators conducted

Taxation discussion


Asmara, 18 January 2013 – A meeting of regional Administrators was conducted today at the State House in continuation of the one held on January 10.The main agenda items of the meeting focused on assessing the effectiveness and timeliness of tax system management, besides the work programs for 2013 and beyond.

ዝተቐድሔ ዝተቐድሔ
Berhe Habte-Giorgis

ኣቶ ብርሃነ ገብረሂወት ካብ ኤምባሲ ኤርትራ። ዲሲ።ዶር፡ በርሄ ሃበተ-ገርግስ።
Pal Talk Unity Worldwide Unite EPLF-1

ኣቶ ኪሮስ በየነ ካብ ሃገረ እንግሊዝ።
ዓብደልራሕማን ሰዒድ።

Pal Talk Eritrea Dembe Menisey NDemicracin Fithin (enda Joker)
Kiros Beyene

Part I January 13, 2013 2:55pm EST Part II January 13, 2013 5:19pm EST Part III January 13, 2013 6:28pm EST Question and Answers
ሓዲሽ ፖሊሲ ኢንቨስትመንት ኤርትራ
እቲ ተበግሶ ጽቡቕ `ዩ፡ ግን እቲ መንግስቲ ንሕጊ ተሓታትነቱ ከረጋግጽ ኣለዎ`

 1ይን 2ኣይን ክፋላት
ምስ ፕሮፈሰር ጋይም ክብረኣብ ካብ ሳውዝ ባንክ ዩኒቨርሲቲ ዓዲ-እንግሊዝ፡ ምስ ድምጺ ኣመሪካ ዝተገብረ ቃለ-መጠይቕ

"..እቲ ዘሎ ምንቅስቓሳት ክሳብ ክንድዚ ብስለት አለዎ ድዩ? ካብዚ ኣብ ዓዲ ዘሎ ህግደፍ ዝበሃል ካብኡኸ ይፍለ ድዩ? ካባኡ እንተዘይ ትሒቱ ካብኡ ይልዕል ኢለ ኣይኣምንን። ከምዚ ሕጂ ዘሎ ኩነታት።."
 ፕሮፈሰር ጋይም ክብረኣብ

 

ምኽሪ ንስመር ።
ብዛዕባ ተሃዋሲ ውሽጣዊ ጉዳያትና፡ ኣብ ፓል-ቶክ ምክታዕ ደረት ምግባር ከድልዮኩም እዩ። ኩሉ ኣብ ስመር ዝኹመር ድላይ ጽቡቕ ሃገረ ኤርትራ ክኸውን ኣይክእልን።
ካብ ገዛ ተጋሩ ዝተቐድሔ ምስማዕ እኹል ኣብነት እዩ።

"Geza Tegaru Ethiopian paltalk room..."Those 1000 Eritreans in Smerr room are tigreans, we where told to go there. There has never been 1000 Eritreans in Smerr room they are all Tegaru who came to listen to PILOT"
(ምንጪ Ethiopianreview)

ክቡር ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ብኣጋጣሚ ሓድሽ ዓመት 2013፡
 ዓርቢ 28 ታሕሳስ 2012 ሰዓት 8፡00 ምሸት ምስ መራኸቢ ብዙሓን ኤርትራ ዘካየዶ ሰፊሕ ቃለ-መሕትት።
 (source Eastafro.com)
ኣሕመድ ናስር ካብ ግንባር ሃገራዊ ደሕነት ኤርትራ
Eritrea Forum for Change (ብዓረብኛ)
ተኽላይ ኣብርሃ፡ ወልደሱስ ዓንደማርያም፡ መንግስ ተስፉ ፡ ውሳኔ ባይቶ ዝነጸጉ ካብ ኣባለት ባይቶ ሰሜን አሜሪካ ኣብ ስመር።
ህልዊ ኩነታት ተቓውሞ ንምምዛን ነዚ
መግለጸታት ምስማዕ ኣዝዩ ኣገዳሲ እዩ
ወልደሱስ ዓማር፡ ካብ ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ
(Dembe Mensey nDemocarcin Fithin
ቀርነልዮስ ኣብ ስመር 
ካብ ስመር 
ዝተቐድሔ 12/16/2012

"ንሕና (ናይ ብሔር ውድባት?) ኣስመራ ምስ ኣተና፡ ኪዳን ሳልሳይ ዙር ስደተኛታት ኰይኖም ክተርፉ እዮም"
“ሽጉጥ ሒዘ ኣብ ኣኸባታት እኸይድ”

ደንበ ተቓውሞ ኣብ ከመይ ኩነታት ከም ዘሎ፡
ንምፍላጥን ንምርዳእን ዝሕግዝ ቃለ-መሓትት ምሰ
ቀርነልዮስ ዑስማን።

 

ኣበባ፤ ፎዝያ፤ህይወት..ቀጻሊ ከበድቲ ርእይቶታት ኣብ ስመር

ካብ ባይቶ ዝሰሓባ፡ ኣባባ ሃይለ፡ ህይወት ዮውሃንስ፡ ፎዝያ ሓሰን

ክሲ ኣብ ልዕሊ ኣሚቸ። ነቐፍታ ኣብ ልዕሊ ባይቶ