ጉባኤ ኪዳን ከበድትን አሰከፍትን ሃገር-ተንከፍ ሕቶታት ከልዕል ጀሚሩ

   እንተድአ ብገለ ተኸዊላ ዘይሃለያ

  • ባንደራ ሃገረ ኤርትራ፡ ምሰተን አብዚ ታሕቲ  ተሰሪዐን ዘለዋ ባንደራታትን አርማ ኪዳንን ንምንታይ ዘይተሰቕለት?

  • መንግስቲ ኢትዮጵያ ድዩ ከይተሰቕልዋ ኢሉዎም  ወይስ ኪዳን ተሰኪፎም እዮም ዘይሰቐልዋ ፡ እቶም አብ ሻዕብያ ዝነበሩ ድአ እንታይ በሉ?

  • ወይስ  ዘይተገንዘበነዮ ፡ብሸነኽ መንግሰቲ ኢትዮጵያ ናይ ባንደራን ናይ ሃገረ  ኤርትራን መቕባልን ዘይምቕባልን (recognition) ጉዳይ እዩ?

  • ክልቲአን ባንደራታትና መግለጺ ሓበራዊ (ጀብሃ-ሻዕብያ)  ቃልሰና ክንሰን፡ ንምንታይ አብ ኢትዮጵያ ሓንቲአን (ባንደራ ሃገረ ኤርትራ) ክትወርድ/ከተልግሰ ተደልዩ?