November 18, 2026

Eritrea

ርእሰ-ዓንቀጽ ስርዓት ብልጽግና፡ ካብ ሓዊ ናብ ረመጽ!

ኢትዮጵያ፡ ብሰንኪ ግጉይ ጉዕዞ ህንጸት ሃገርን ዘይቅርዑይ ምሕደራን ጸቢብ ጉጅለኣዊ መዋቕርን ተኸታተልቲ ስርዓታት፡ ኣብ ዓለም ካብ’ተን ቀንዲ ተመጽወትቲ ሃገራት ኰይና...

ብልጽግና፡ ካብ ውሽጣዊ ነውጺ ናብ ዞባዊ ተጻብኦ MOI Eritrea’s Post From Facebook

እዮብ ገብረሂወት ሚ/ሪ ጉዳያት ወጻኢ ውሽጣዊ ነውጺ ዝደረኾ ታህዲድን ፈኸራ ኲናትን ኣብ ዝሓለፈ ሰለስተ ዓመታት፡ ኢትዮጵያውያን ልሂቃን ብኣዝዩ ዝተወደበ ኣገባብ...

ኣብ ሆላንድ ዝነበረ ሰሚናር ኩሉ ብ Live ዝተኸታተሎ ጽቡቕ ነይሩ ዕውት መደብ ከነሕልፍ ጻዕሪ ንዝገበሩ from Facebook

ምስጋና ን ኣዳለውቲ መደብ ብርጌድ ንሓመዱ ሆላንድ ከነቕርብ ንፈቱ። ብምቕጻል እዞም ኣብ ስእሊ ዘለና ካብ ዝተፈላለየ ሃገራት ናብዚ ሰሚናር ክንሳተፍን...

ትዕዝብትታተይ አብቲ ናይ ዋሽንግቶን ዲሲ ECCC) ናይ መኸተ እዋን ዝተኻፈልክዎ: Yebio Mesfin form Facebook

አብቲ ቦታ ሰነበት ድሕሪ ቀትሪ ምስ በጻሕኩ: ናይ 98 መኸተ እዋነ አዘኪሩኒ: ሓዘንኩ: ንጸላእትና እቶም ድቃስ ዝኸሉኡና ብውሽጠይ እንደተራገምኩ ምስ...

እወ! ሕጂ’ውን እንተኾነ ብዛዕባና ኣይኮናን ክንዛረብ ወይ ክንጠርዕ መጺእና!! ሰናይ ሰሎሞን (ወዲ መምህር) 30/10/2026 From Facebook

ንሕና ዓቕሚ ነብስና እንሓስብ፡ ንዘሎና ጸጋታትና ብግቡእ ከይንጥቀመሉን ከይንሰርሕን ከይነመስርሕን ዕንቕፋት ክኾኑና ዝጸንሑ ድሮ ኣለሊናዮም ኣብ ስራሕ ኣሎና። ንሕና ክንልምን...

en_USEnglish