Eritrean MartyrsBadime: Awarded to Eritrea Eritrean Liberation Flag    Eritrean National FlagEritrean MartyrsHamid Idris Awate: The father of Eritrean Liberation War

                                 

         
      Oct 30-Nov 09-08 .. ARCHIVE    Forums  Meskerem (best in Firefox)  Adal
       free geez  http://www.geezsoft.com/  Unicode  Webmaster  Google  Tigrinya ,  Arabic   Updated 11/28/2008 02:48

 


Shabait

Adoulis(google
(translated)

Alenalki Asmarino
Awate
Biddho
Dehai
Dekebat
Gereger
Jeberti
Meadna
Togoruba

Tsibah

TIGRINYA
Asena
Hadas Eritra
ARABIC
Adoulis
Alnahda
Awna

(google translation)
Eritra Al Haditha

NEWS:

ERITREA
BBC
VOA
Google
Allafrica

UN News

DJIBOUTI
Google
Yahoo
SOMALIA
Somalinet
Shabelle

Garowe
online

Yahoo
Google
SUDAN:
Sudan Tribune
SUNA
ETHIOPIA:
Google
Aiga
Walta
Ethiomedia

ONLF
OLF

 
Aljazeera
PressTV
 
Virtual
Town Hall
Meeting with
JPFC
Payne
Visit

 

 

 

ናይ ውጉኣት ሓርነት፡ ሓላፍነትናን ሕድርናን ዘንጊዕና ምርካብና ኣዝዩ ዘሕፍር’ዩ።

ቀረባ ከለኹም
ርሒቕናኩም፣
ብኣኹም እናተሓበንና
ዝረሳዕናኩም መሲልና።

ካብ ዓይኒ ዝገለለ
ካብ ልቢ ገለለ
ኮይኑ እናሃለ።

እንተስተንተንኩዎ ‘ቲ ናይ ትማሊ
ንልብና ዝኾኖ መዝንበሊ፣
ይሓስቦ’ሞ ብጽሞና
የሕዝነኒ ኣመና።
እቕረታ፡ ብዙሕ እቕረታ!
ንጉድለታትና ኣይረኸብኩሉን መሰታ።

እምበር..

ንስኹም ሰነድ ሰራዊት ሓርነት
ታሪኽ ናይ’ቲ ጅግንነት፣
ኣካልኩም ዕዳ ዝኸፈለ
ናጽነት ዝጸንበለ።

ዋጋ ናጽነት ከፊልኩምዎ
ኣይብገንዘብን ብደምኩም!
ካልእ ክሕንብጠሉ
ክጀሃረሉ ክፍሳሃሉ፣
ብድረስት ብዜማ ክውቀበሉ
ኣብ ኣደባባይ ወጺኡ ክምድረሉ!

መቸም…… !!

እንተዀነ፡ … ዓለለ!
ክብል ተባዕ ተላዓለ፣
ሎሚ’ውን ከም ትማሊ
ውጉኣትና ክንኣሊ።

ጸጋይ ነጋሽ

Naz of Voice of Eritrea
Listen To Interview

> Tesfay Teklezghi from France

> Osman Ahmed Mohammed
from Kassala, Sudan
Re:
Conditions of our Disabled
Heroes and Heroines
of the
Eritrean National Liberation War
Comments >>


**********************************

Video Message from our disabled veterans
<<<<<<<<<<<<<<
 disabled Serawit Harenet veterans who reside in Kassala Sudan.

ዝሞተ ሕልና ዘበራብር!! ራድዮ ድምጺ ኤርትራ ሃሊፋክስ ካናዳ፡ ክትብል ክትብል፡ ካብ መዓሙቕ ምድሪ ንግዳም ከም ዝተፍእ እሳተ-ጎመራ፡ ባርዕ ናብ ቃልዕ ከስኪሳ። እዚ ባርዕ’ዚ፡ ንዝኾነ ኤርትራዊ፡ ብረስኑ ከይጸለወ ኣይሓለፈን።

ናይ ውጉኣት ሓርነት፡ ሓላፍነትናን ሕድርናን ዘንጊዕና ምርካብና ኣዝዩ ዘሕፍር’ዩ። ብሓቂ ንሕልና ዘለዎ ኤርትራዊ ብፍላይ ድማ ንተጋዳላይ ናይ ተ.ሓ.ኤ. ዝነበረ፡ ካብ ብርቱዕ ድቃስ ዘበራብር ሓያል መልእኽቲ ቀሪቡ ኣሎ። ሕጂ፡ ምስ ጸገም ውጉኣት ሓርነት ምድንጋጽ ጥራሕ ኣይኮነን እቲ ጠለብ። ንዋታውን ነገራውን ሓገዝና ብህጹጽን ብቕጽበትን ይድለ ኣሎ። ካብዚ ንላዕሊ መግለጽን መብርህን ኣይንጸበን!!
ጸጋይ ነጋሽ

ናይ ቪድዮ መልእኽቲ፡ ትጻሕ ናብ ህዝብን ሰራዊት ሓርነትን

አብዚ ቀረባ መዓልታት: ናይ እዞም አብ ታሕቲ እንርእዮም ዘለና ጀጋኑ ብጾትና ከምኡ’ውን ካልኦት፡ ውጉአት ሓርነት፡  ከቢድ ክሲ ብፍላይ አብ ልዕለና: አብ ልዕሊ ሰራዊት ሓርነት ዝሐዘለ መልእኽቲ ብቪድዮ ከነቕርብ ኢና። እዚ ቪድዮ ብሐፈሻ ንህዘቢ፡ ብፍላይ ከአ ንዓና ንሰራዊት ሓርነት ዝተላእካ ናይ "ርድኡና: ረሲዕኩምና" መልእኽቲ ዘጠቓለለ እዩ።