

ዝኽረ - ሰማዕታት
ንመስዋዕትነት ብጻይ ሥዩም ዑቕባሚካኤል
ኣቦ-መንበር ተ.ሓ.ኤ.ሰ.ባ. ዝጸንሐ ንምዝካር
ሬሳ ስዉእ ሥዩም ዑቕባሚካኤል ብዕለት 30 ታሕሣሥ ኣብ ከተማ ሮተርዳም ሆላንድ ሓመድ-ኣዳም ክለብስ እዩ። በዚ ዕለት'ዚ ድማ ንሕና ኣባላት ተ.ሓ.ኤ.ሰ.ባ. ኣብ በይ-ኤርያ እንርከብ ምስ ካልኦት ኣባላት ተቓወምቲ ሓይልታትን ግዱሳት ኣሕዋትን ንሓርበኛ ብጻይና ሓቢርና ክንዝክሮን ነቲ መዘና ዘይብሉ ሃገራዊ ኣስተዋጽኦኡ ምስጋናና ክንገልጽን መዲብና ከምዘሎና ክነመልክት ንፈቱ።
ክብርን መጎስን ንሰማዕታት ኤርትራ!
ቦታ/Where: GOOD HOPE TEMPLE
610 55TH STREET AND SHATTUCK AVENUE
OAKLAND, CALIFORNIA
ምኣስ/When: ዓርቢ 30 ታሕሣሥ 2005 (Friday 30 December)
ግዜ/Time: 3:00 ድ.ቀ. – 9፡00 ምሸት (3፡00 - 9፡00 PM)