ኣባላት ሰደኤ ጨንፈር ጀርመን ንህሉዊ ጸገማት ሰልፊ ደሞክራሲ ኤርትራ ትፈትሕ ፡ መሰጋገሪት ኮሚተ ናብ ህጹጽ ጉባኤ ብምምራጽ ብዓወት ኣኸብኡ ኣቃኒዑ። ኣዳላዊት ኮሚተ. Jul 15, 2007 1:04 PM