November 18, 2026

Month: October 2026

ትዕዝብትታተይ አብቲ ናይ ዋሽንግቶን ዲሲ ECCC) ናይ መኸተ እዋን ዝተኻፈልክዎ: Yebio Mesfin form Facebook

አብቲ ቦታ ሰነበት ድሕሪ ቀትሪ ምስ በጻሕኩ: ናይ 98 መኸተ እዋነ አዘኪሩኒ: ሓዘንኩ: ንጸላእትና እቶም ድቃስ ዝኸሉኡና ብውሽጠይ እንደተራገምኩ ምስ...

እወ! ሕጂ’ውን እንተኾነ ብዛዕባና ኣይኮናን ክንዛረብ ወይ ክንጠርዕ መጺእና!! ሰናይ ሰሎሞን (ወዲ መምህር) 30/10/2026 From Facebook

ንሕና ዓቕሚ ነብስና እንሓስብ፡ ንዘሎና ጸጋታትና ብግቡእ ከይንጥቀመሉን ከይንሰርሕን ከይነመስርሕን ዕንቕፋት ክኾኑና ዝጸንሑ ድሮ ኣለሊናዮም ኣብ ስራሕ ኣሎና። ንሕና ክንልምን...

ውድብ ሕቡራት ሃገራትን ኣፍሪቃዊ ሕብረትን፡ ንጥሙሕ ምስፍሕፋሕን ተጻባኢ ባህርያትን ኢትዮጵያ፡ ልጓም ይገብሩሉዶ ይዀኑ፧ ኣዱሊስ ተወልደ

ኣብ ታሪኽ ኤርትራ፡ ኣብ ዝሓለፈ ሸሞንተ ዕቑድ ንኣህጉራውያን ትካላት ከም ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ውድብ ሓድነት ኣፍሪቃን ሕብረት ኣፍሪቃን ዘሳትፍ ዓበይቲ...

en_USEnglish