

ብቐንዱ ኣብ ዘቤታዊ ጉዳያት ዘተኰረ፡ ካልኣይን መወዳእታን ክፋል ቃለ-መሕትት ክቡር ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ምስ ማዕከናት ዜና ሃገርና፡ ጽባሕ ረቡዕ 23 ሓምለ ሰዓት 8፡00 ምሸት ብኤሪ-ቲቪን ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራን ብቐጥታ ክፍኖ ምዃኑ ንሕብር።
ሚኒስትሪ ዜና

Our sovereignty is sacrosanct!
Eritrean news, politics, and analysis – covering Eritrea, the Horn of Africa, and the diaspora.

