RASAI

ውጉኣት ሓርነት

 

 

Adoulis(google
(translated)
Alenalki Asmarino
Awate
Biddho
Dehai
Dekebat
Gereger
Jeberti
Meadna
Togoruba

Tsibah

TIGRINYA
Asena
Hadas Eritra
ARABIC
Adoulis
Alnahda
Awna

(google translation)

Eritra Al Haditha

NEWS:

ERITREA
BBC
VOA
Google
Allafrica

UN News

DJIBOUTI
Google
Yahoo
SOMALIA
Somalinet
Shabelle

Garowe
online

Yahoo
Google
SUDAN:
Sudan Tribune
SUNA
ETHIOPIA:
Google
Aiga
Walta
Ethiomedia

ONLF
OLF

 
 
Aljazeera
PressTV
 
Virtual
Town Hall
Meeting with
JPFC
Payne
Visit

 

 

Eritrean Liberation Flag

ዝወዓለ ይንገርካ: ዝሰሓተ ይምከርካ::
እቶም ኣብ ዋዕላ ዝወዓሉ ሓቁ ይንገሩና: እቶም ዝሰሓቱ ከይሓብኡ የጠንቅቑና!!
እንሆ ድማ ይብሉና።

ውሳኔ ዋዕላ ተኸቲሩ።ተጋባኢ ተዓሚጹ።
2 ኣብ ዋዕላ ዝወዓላ ውድባት።

Eritrean National Flag

Badime: Awarded to Eritrea Eritrean National Flag 

          Eritrea's Mainstream Website. Leveling the Playing Field  
Meskerem Forum    Contact Webmaster 

ERI-TV Live

            ypfdj-10-lg.jpg

NoToSanction Shabait  EPDP  DMLEK EPDF EDPIslamic Islah ELFAdulis-Arabic Ansaba  Dehai EDA  Alenalki Gereger
 Sudan  Somalia
Ethiopia Yemen  Djibouti  Google-Eritrea Aljazeera VOA Sudan News Agency Sudan Tribune Al sharq alawsat

 

Radio Messlna Delina| KNON Radio Dallas

 Voice of America-Tigrinya |

Peoples Voice of Eritrea  |

Voice of Eritrea-DC |

Voice of Eritrea -Halifax

ብምኽንያት ባሕቲ መስከረም፡ ክፍሊ ሙዚቃና መጀመርያ ካብ ዘቕረበቶም ዜማታት
 

ዕረ ይጥዓሞም ሰብ ዋዕላ ኣዲስ ኣበባ።ታሪኽ ሰራዊት ሓርነት ታሪኽ ተጋድሎ ህዝቢ ኤርትራን፤ ህያውን እዩ። ቀርነልዮስን ዋዕላ ኣዲስ አበባን፡ አይድምስሶዎን።

Eritrean Liberation Flag Eritrean Liberation Flag

ፍልልይ ኣዋጃት ዋዕላ ንምንታይ ሪፖርት ገቢርካ ተባሂሉ። ኣዱሊስ ንምዕባስ ወፈራ ተጀሚሩ። 

 

 መወዳድርቲ ዘይብሉ፡ ሻራ-አልቦ፡ ርትዓዊ፡ ሓቀኛ፡ ናይ ኤርትራ ናይ ዓረብኛ ቋንቋ ወብሳይት፡ ኣዱሊሰ: ንምዕባስ ኣብ ልዕሊ እቲ ወብሳይት መጠቃዕታት ይካይድ ከም ዘሎ ይሕበር። ኣዱሊስ ካብ ናይ ጋዜጠኛነት መትከል ብምብጋስ ሰኸኸ ከም ዘይበልን ርትዓውን ሻራ-አልቦ ስርሑ ከቕጽል ምኻኑ ይግለጽ። ኣዱሉስ ብመደያ ዝተማህሩ ክኢላታት እዩ ዝካየድን ዝመሓደርን። ኣሰሩ ዝስዕብ ዘሎ ሓዲሽ ወብሳይት፡ ዓንሰባ።

"ጉልታ ሽኑ?"ሑሰን ከሊፋ፡ ናይ ቢኒዓር ናይ ብሄር ውደብ ግበር ምስ ተባህለ፡

ካብቲ ኣቶ ቀርነልዮስ ክበሎ ዝሓገየ ዘይፍለ፡ መንግሰቲ ኢትዮጵያ ንተጋዳላይ ሑሰን ከሊፋ፡ናይ ቢኒዓምር ናይ ብሄር ውድብ ክምስረት ሓቲታቶ ዝብል ዜና ይቃላሕ አሎ። ሑሰን ከሊፋ፡ አርካን ጀብሃ ዓባይ ዝነበረ፡፡ነቲ ደፊሩ ዝኣዘዞ በዓል ስልጣን ኢትዮጵያ  “ጉልታ ሽኑ?” ከም ዝበሎን ዕጭ ሓንፈፍኩ ከም ዝደገሞን ይጽወ አሎ።

ስዲ ሕንጢታዊ ፖለቲካ እዩ።
 

ስዲ ሕንጢታዊ ፖለቲካ እዩ።ሓቂ እንተኾይኑ፡ይብሉ ተዓዘብቲ። ናይ ኮሚሽን ናይ ዜና ሓላፊ መንእሰይ ዳንኤል ተወልደ ንሃገራዊ ውድብ እሞ ክንደይ ሙሉእ ዕድሚኦም ንሃገር ዘወፈዩ ጀጋኑን ውጉአትን ስንኩላትን፡ ሎሚ’ውን ንፍትሕን ስርዓተ ሕግን ዝቃለሱ ዘለዉ ዜጋታት ዘሓቖፈ ውድብ ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ካብ ሱሩ ክቡንቆር አለዎ ምባሉ:: ኣብ 08-28-2010 ኣብ ደንበና ኣብ ዝተባህለ ፓል-ቶክ፡፤

ሓቅነት ረፖርት ዓንሰባ ብኣባል ኮሚሽን ተረጋጊጹ።
ኣባል ኮሚሽን ሓቅነት ሪፖርት ዓንሰባ ኣረጋገጹ። ኣቶ ተኽለሰንበት ሕጂ’ውን ምስ ዶመኒኮ ደጊሙ ኣብ ናይ ዋዕላ ምስንዳው ዘተመርጸ፡ እቲ ብዓንሰባ ብጉዳይ ምርጫ አቦ ወንበር ኮሚሽን ዝቐረበ ሪፖርት ሓቂ ምኻኑ ኣሚኑ። አብ ቀዳም ዝነበረ ፓልቶክ ሓደ ናይ ቀረባ ሓበሪታ ዘለዎ ባእታ፡ አቶ ተኽለሰንበት ሃንጀማ ዝበሎ ሓቂ እዪ ከም ዝበለ ሓቢሩ። እታ ናይ በሺር ይስሓቕ እሞ፡ ሕቶ’ውን ኣየደልያን እዩ'ዩ ዝበሃል።

Islamic Conference: the issue of self-determination is not the prerogative of the forum and raise questions about the future of the Eritrean (Google Translation)

08-31-2010

 Eritrean Islamic Conference said that the issue of self-determination contained in the Final Declaration of the Forum for dialogue outside the jurisdiction of Congress, noting that the insistence of some components of the political forces to compel the adoption of the specific issues raises questions about the future of the Eritrean land and people.

المؤتمر الإسلامي : قضية تقرير المصير ليست من اختصاص الملتقى وتثير التساؤلات حول مستقبل الكيان الإريتري [2010-08-31]

اوضح المؤتمر الإسلامي الإريتري أن قضية تقرير المصير الواردة في الإعلان الختامي لملتقى الحوار خارج نطاق اختصاص الملتقى مبيناً أن إصرار بعض المكونات على إلزام القوى السياسية بتبني قضاياها الخاصة يثير التساؤلات حول مستقبل الكيان الإريتري أرضاً وشعباً ....المزيد

ዋዕላ፡ መሰል ርእሰ-ውሳኔ ብሄራት ክሳብ ምግንጻል ዝብል ኣይወሰናን፡፡እስላማዊ ባይቶ ኤርትራ

 

እሳላማዊ ባይቶ ኤርትራ፡ እቲ ኣብ አዲስ አበባ ዝተኻየደ ዋዕላ ርእሰ-ውሳኔ ብሄራት ክሳብ ምንጻል ዝበል ከም ዘይወሰነ፡ አብቲ ዕለተ 08-30-2010 አብ ኣዱሊስ ዘወጸ መግለጺ ይሕበር።፡ እዚ ወድብ፡ ከም አባል ኪዳን በ7 አባለቱ ኣብቲ ዝተኻየደ ዋዕላ ዝተሳተፈ እዩ። ዝርዝር ኣስማቶም ..ሓሰን መሓመድ ሳልማን፡ሮማዳን መሓመድ መሓመድኑር፡ኣብዱልቃድር ሓምድ ኢብራሂም፡ኣዳም መሓመድ ኢድርስ ሑመድ፡ሑሴን ሑመድ ኣሕመድ ሑመድ፡ሳላሕ ዑስማን ዑመር ሓመድ፡ሙኒር መዓሩፍ ኣብራር፡፡
ዝርዝር ተርጎምቲ ምስ ተሓጋገዙና ከነቕርብ ኢና።




Eritrea confound critics after successful
tourney

ASMARA
Tuesday, 31st August 2010

Eritrea showed their determination and sophistication by hosting a successful Council of East and Central AfricaFootball Association (Cecafa) Under 20 Championship in Asmara.

The United Nations (UN), with keen interest in this horn of Africa nation, supported and watched happily as the tiny country of five million people hosted a hugely successful regional event in the Council’s history.

ኣዴኺ ዶ ሓትነኺ ይሕሻ

ኩለን ሓደ ብጥይት ይላሓሳ
 

 Sun 8/29/2010 4:57 AM

ሓለንጋይ ወዲ ቐሺ በዓል ድምበዛን

መቸም ዕድመ እንተሂቡካ ጽቡቕ’ዩ ከምቲ ደራፋይ ወዲ ገብሩ ዝበሎ ንኹሉ እንቋዕ ኣርከብኩሉ እንድዩ እንሆ ኸኣ ሎሚ እንቋዕ ኣርከብናሉ እቶም ትማሊ ኣብ ሜዳ ከለና እዛ ሃላሊት ግንባር እንዳበሉ ኣብ ሓዊ ዝጠብሱና ዝነበሩ ሎሚ ቀንዲ መጋበርያ ህግደፍ ኮይኖም ክምድሩ ርኢና እቶም ንሕና ዲምክራስያውን ኢና ዝብሉ ዝነበሩ ውድባት ክፈናጭሉ ርኢና እቶም ሃገር ቅድሚ ኩሉ ዝብሉ ዝነበሩ መራሕቲ ሎሚ ትሕቲ ሃገራውነት መደባት ክቋማጥዑ ርኢና ወዘተ………
ናብቲ ዘንቀለኒ ኣርእስተይ ክኣቱ ቲቪ ኤረን ድሃይ ኤርትራን እንታይ ሎውጢ ኣሎውን ንዓይ ከም ዝመስለኒ ቲቪ ኤረ ነቲ
 

ጻውዒት ንሰላማዊ ሰልፊ
Mon 8/30/2010 9:57 AM

ዝኸበርክንን  ዝኸበርኩምን ኤርትራውያን ተቐማጦ ጀርመን፡

ኩልና ከምእንፍልጦ  መንእሰያትና ኣብ ጉዕዞ ስደቶም ብኣረሜናዊ ግፍዕን፡ ብጥይት ወተሃደራት ጐረባብቲ ሃገራት ይጠፍኡን ኣለዎ። ምእንቲዚ ኩልና መንእሰያት፡ ኣዴታት፡ ኣቦታትን፡  ብሓባር ኣብ ደገ ወጺና ኤርትራውያን ኣብ ዝኣተዉዎ ሃገር ብሰላም ናይ ምንባር መሰሎም ንኽሕሎ፡ ሰበስልጣን ጎረባብቲ ሃገራት  ካብ ዝፍጽምዎ ዘለዉ ገበናት ኢዶም ክስሕቡን፡ ህዝብና ብደም ንጹሃት ክሓቶም ከምዝኽእል ስምዕታናን

መንግስቲ ኢትዮጵያ፡ ብኢደ-በይዛታቶም፡

 ንኣምሃ ዶሞኒኮ ኮፍ
2002 ሕሩይ ተላ ባይሩ:: 2010  ኣምሃ ዶሞኒኮ::

 

ኣምሃ ዶሞኒኮ ብናይ ኢትዮጰያ ተጸዕኖን ዓመጽን ኣቦ ወንበር ኮሚሽን ተመሪጹ ተባሂሉ ይጽወ።።ኣቶ በሺር ይስሐቕ፡ ናይ ስለጣን ኣመቓራሒ ኮይኑ፡ “ሎሚ ናይ ክርስትያን ጊዜ እዩ ”በለ።

መስከረም 08-29-2010 (መወከሲ ዜና፡ ናይ ዓረብኛ ረፖርት ብኣብ ዋዕላ ዝወዓለ ወበሳይት፡ ዓንሰባ ዶት ኮም። (www.ansaba.com)

ኣብ ዋዕላ ዝወዓለ ዓንሰባ ዶት ኮም፡ ዕለት 08-13-2010 ካብ ኣዲስ ኣባባ ካብ ዘመሓላለፎ ጸብጻብ፡
አብ ምርጫ መሪሕነት ኮሚሽን አሰካፊ ኩነታት ከም ዝነበረ ሓቢሩ።ኣብቲ ብዓረብኛ ዘቕረቦ ሪፖርት፡ ንኣቦ ወንበርነት ኮሚሽን ኣብ ዝተገብረ ውድድር፡ ኣብ ሞንጎ ኣቶ ኣምሃ ዶሞኒኮን ኣብ መንጎ ኣቶ ሳለሕ ሑመድን ( መምህር ኣብ ሱዳን) ከቢድ ውድድር ከም ዝነበረ ይጠቅስ። ኣብቲ ውድድር: ኣቶ ሳልሕ ሑመድ ናይ 5 ድምጺ ብልጫ እኳ እንተነበሮ፡ ብሰንኪ ግዳማዊ ምትእትታው፡ ክሰዓርን፡ ብዓመጽ፡ ኣቶ ኣምሃ ዶሞኒኮ ኣቦ ወንበር ክምረጽ ከም ዝተገብረን ይሕብር።  ኣቶ ሑመድ ብድምጺ ከም ዝስዕር ምስ ተራእየ፡ መንግስቲ ኢትዮጵያ፡ ንበሺር ይስሓቕ፡ ንተወልደ ገብረስላሴ ከምኡ እውን ንብርሃነ ሃንጀማ ብሁጹጽ ረኺባ፡ እቲ ብዲሞክራስያዊ መንግዲ ዝተገብረ ምርጫ ቁበል ከም ዘይኮነን፡ ኣምሃ ዶሞኒኮ ናይ ግድን ኣቦ ወንበር ክኸውን ከም ዘለዎን ትእዛዝ ከም ዝሃበቶም ኩሉ ዝፈለጦ ጉዳይ ኰይኑ አሎ። ኣቶ ብርሃነ ሃንጀማን በሺር ይስሓቕን፡ ንኣቶ ሳልሕ ሑመድ ዝተዋህበ ደገፍ ዓምጺጾም ንኣቶ ኣምሃ ዶሞኒኮ ኣቦ ወንበር ከም ዝኸውን ገበሩ። ኣብቲ ዓንሰባ ዘቕረቦ ረፖረት፡ ኣቶ ብርሃነ ሃንጀማ፤ አብ መሪሕነት ዘለኹም ኩሉዅም ቢለን ኰንኩም ንኻልእ ዕድል ክወሃቦ ኣለዎ ከም ዝበለ ኣብ ርእሲ ምጥቃሱ ኣቶ በሺር ይስሐቕ፡  “ሎሚ  ናይ ክርስትያን ጊዜ እዩ” ከም ዝበለ ይገልጽ። ናይ ስልጣን ወዛዒ ኮይኑ፡..

 

Google Translation

 عنسبا.كوم اديس ابابا- مصادر: 13 أغسطس 2010م

بعد انهاء ملتقى الحوار الوطني الارتري للتغيير الديمقراطي أعماله في العاصمة الاثيوبية أديس ابابا في التاسع من أغسطس الجاري، وانتخاب مفوضية من 53 عضوا يمثلون تنظيمات التحالف الارتري المعارض والتنظيمات المعارضة غير العضوة فيه الى جانب منظمات المجتمع المدني والمرأة الارترية والشباب ، ظلت جلسات المفوضية في انعقاد دائم بهدف انتخاب مكتبها التنفيذي ، وقد انتهى الأمر أخيرا ، بعد تدخل جهات عديدة ، من بينها الحركة الفيدرالية وتنظيم "صدقئي" انتهى الأمر بانتخاب السيد/ أمها رئيسا لها ، وكان السيد/ أمها نائبا لرئيس اللجنة التحضيرية لملتقى الحوار الوطني الارتري ويمثل منظمات المجتمع المدني الارتري في اوربا.

وذكرت مصادر عليمة لـ "عنسبا.كوم" ان المنافسة كانت قوية بين مرشحين اثنين هما السيدان/ أمها الذي فاز بالرئاسة ، والسيد/ صالح حمدي الاستاذ السابق بمدارس اللاجئين الارتريين لدى منظمات الامم المتحدة.

وذكرت ذات المصادر ان السيد/ هنجما رئيس تنظيم "صدقئي" غير العضو في التحالف قد اعترض على انتخاب الاستاذ/ حمدي موضحا بان البلين قد أخذوا ما يكفي من المناصب حيث يرئسون تنفيذية التحالف كما رأسوا تحضيرية الملتقى ، مطالبا باتاحة الفرص للآخرين.

وقد دخلت الحركة الفيدرالية على نفس الخط لاقصاء حمدي بتسويقها لامها حيث قادت حملة تحت شعار "ان رجل المرحلة هو مسيحي" في اشارة الى مناصرة السيد/ امها.

وقد وصلت حملة الحركة  الفيدرالية الى الوفد الاسترالي الذي ينتمي اليه الاستاذ 

 

epdp-logo3ርእይቶ ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ብጕዳይ ሃገራዊ ዋዕላ

ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ደቂ ሃገር፡ ብቀዳምነት ልባዊ ሰላምታና  ይብጻሕኩም።

ቀጺልና ድማ  ንዓርቢ ዕለት 27.08.2010 ዓ.ም. ብናይ ማእከላይ ኤውሮጳ ኣቆጻጽራ፡ ልክዕ ሰዓት 21፡00፡ / ወይ ሰዓት 9፡00 ናይ ምሸት/ ኣብ መራኸቢ ብዙሓን (ፓልቶክ) ንምርኻብ፡ ኩሉኹም ብጉዳይ ሃገርኩምን ህዝብኹምን  እትግደሱ ኤርትራውያን፡ ኣብ'ዚ ዝተጠቕሰ   ዕለትን ሰዓትን ምሳና ሓቢርኩም ከተምስዩን ክትሳተፉን ብኽብሪ ንዕድም። 

ኣቶ መንግስትኣብ ኣስመሮም ኣብ ፓልቶክ ዕለት 27.08.2010 ብጉዳይ መርገጽ ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ዘተኻይደ ዋዕላ ዝሃቦ መግለጺ:

epdp-logo3Concluding Statement: First North America (NA) Eritrean People’s Democratic Party (EPDP) Regional Congress
Toronto, Canada, 21-22 August 2010

epdp-logo3ደምዳሚ መግለጺ፡ ቀዳማይ ጕባኤ ክሊ ሰሜን ኣመሪካ ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ
ቶሮንቶ፡ ካናዳ 21-22 ነሓሰ 2010
   
 
 ንሕና፡ እዞም ኣብ ቶሮንቶ ቀዳማይ ጕባኤና ነጋብእ ዘሎና ተወከልቲ ዞባዊ ጕባኤ ሰሜን ኣመሪካ ሰደህኤ፡ ድሕሪ ናይ 30 ዓመታት ናይ ናጽነት ውግእ ብ1991 ዓም ናጽነትና ተጓናጺፍና ከነብቅዕ፣ ብጨቋንን ጸረ ዲሞክራስያዊ ስርዓት ህግደፍ ኣብ ልዕሊ ህዝብና ዝፍጸም ዘሎ ፖለቲካውን ሃይማኖታውን ዓፈና፡ ማእሰርቲ ዘሰክሙን ጕባኤታት ኢዩ።



Eritrea in a Final Show-Down Against Uganda, the Defending Champion, in the CECAFA U-20 Final

By Alula Abraha

Eritrea in a Final Show-Down Against Uganda, the Defending Champion, in the CECAFA U-20 FinalIt’s remembered that Eritrean young guns, the Red Sea boys, shrugged off Rwanda 1-0 in the semi-final. Like Rwanda, Kenya was the other casualty of the other semi-final at the expense of the defending champions, Uganda. In fact Kenya were in the lead but Uganda came back from behind to hurt the Harambe-boys. It was Kenya’s second consecutive defeat. Kenya lost 1-0 in its last group match against the host Eritrea in a rainy day and finished runner-up to Eritrea in group-A.It’s the second time that Uganda coming back from behind and win a game.It was remembered that Uganda, in one of its group B match against Yemen, was 2-1 down until 6 minutes to go, when Uganda turned it around to win the game 3-2 helped by the controversial equalizing goal allowed from what later appeared to be a clear off-side.

Mathematically, both teams are head-to-head favourite to lift the friendship & Development Cup of the CECAFA U-20 championship on Saturday. In the run up to the final place of the CECAFA U-20 cup, Uganda scored 11 & conceded 6 goals in 4 games, while, Eritrea scored 6 but conceded only 2 in 5 matches. Eritrean back line has proven time and again as the tightest defense whereas Uganda defense seems to leak more often than not. Are the Red Sea boys going to take advantage of Uganda’s leaky defense? It’s a million Nakfa question as Eritrea’s trouble is its shyness in front of the goal. But Football cannot be predicted based on a mathematical calculation. A team can switch tactic to approach the game quite differently. The semi final against Rwanda last Wednesday was a classic example where Eritrea should have won the game by a wider margin but end up to win it by only a goal to nil, keeping the fans on the edge of their seats for the whole 90 minutes

 

 

Coming Soon:

from inside the conference

Search Results

  1. Déjà vu: Lost in translation?:

  2. Is the problem with translation a matter of  chronic EDA technical problem or an amateur attempt to hoodwink the public.

    Meskerem expressed the same concern in 2005.

     
    meskerem 3-16-05: Charter distribution to member organizations confirmed.
    Meskerem has confirmed through reliable source that the charter has been given to member organizations and that members of the organizations have been discussing the charter for sometime. This  contradicts with what the Secretary General of EDA  stated in his interview with GIC on Marc 13, 2005.  He said ,"
    .. it will be published in the coming time. The delay of its publication is due to technical reasons of which, for instance, precision in translation is one."


መን’ዩ ተሓታቲ?
ዑስማን ሳልሕ ተቐማጢ ርያድ
Wed 8/25/2010 8:04 AM

 

ወዲ ሰብ ብተስፋ ስለ ዝነብር ኩሉ ናይ መጻኢ ድልየቱ ንሂወቱን ናይ መጻኢ መናባብርኡን ብኽርእዮን ብናይ ርሑቕ ከማዕድዎን ዝኽእል ተስፋታት እዩ ዝጥምቶ።

 

በዚ ምኽንያት እዚ ኸእዩ ህዝቢ ኤርትራ ነቲ ኣብ ልዕሊኡ ከም መንድዓት ተኾዲጩ ዝሕምትሎ ዘሎ ስርዓት ብሎሚ ጽባሕ ደም እንዳጣዕሞ ብተስፋ ዝጽበ ዘሎ።

ኣብቲ ቀንዲ ኣርእስተይ ክኣቱ ኣብዚ ቅንያት እዚ እቲ ብዓቢ ተስፋ ጌርናሉ ዝነበርና ጉዳይ  ሃገራዊ ዋዕላ ንዲሞክራስያዊ ለውጢካብ ሙሉእ ዓለም ዝመጹ ኣባላት ተቓወምትን ሲቪካዊ ማሕበራትን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዋዕላ

ጕባኤ ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ሰሜን ኣመሪካ ተዛዚሙ
ክፍሊ ዜናን ባህልን ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ Tuesday, 24 August 2010

epdp-logo3ጕባኤ፡ ኣብ ካልኣይ መዓልቱ፡ ኣብ’ቲ ዝቐረበ ዛዕባታት ክትዓቱ ቀጺሉ ውዒሉ።

እቲ ዝተኻትዓሉ ዛዕባታት፡ ዜናዊ ጕዳያት፡ ኣንጻር ዲክታቶርያዊ ስርዓት ዝካየድ ቃልስታት ምሕያል፡ ምስ ካልኦት ተቓወምቲ ውድባትን ሲቪላውያን ማሕበራት ሓቢርካ ምስራሕ፡ ዲፕሎማስያዊ ዝምድናታት ምድልዳል፡ ንቤት ትምህርቲ ወድሸሪፈን ንኣካለ-ጽጉማንን ምሕጋዝን፡ ናይ ሩሑቕ ወላድን ዝብሉ ነበሩ። ነዞም ድሒሮም እተጠቕሱ  ሰለስተ ጕዳያት፡ ገንዘባዊ ደገፍ ዝገብሩ ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራን ውልቀ ኤርትራውያን ዜጋታትን

epdp-logo3EPDP Decides To Continue Efforts Towards Holding of a Genuine National Conference

(EPDP Press Release)

The Transitional Executive Committee of the Eritrean People’s Democratic Party (EPDP) met on 23 August 2010 and studied the recently held convention of over 300 Eritreans in Addis Ababa. After reviewing and discussing the scanty information it could gather about the convention, the TEC meeting reached the following conclusions: 

  • That the EPDP has no obligation whatsoever to abide by the outcome of the event in Addis Ababa , and

 

epdp-logo3ሰዲህኤ፡ ሓቀኛ ዋዕላ ዝጋብኣሉ ጻዕርታት ከካይድ

 ወሲኑ

(ጋዜጣዊ መግለጺ)

 

መሰጋገሪ ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ (ሰዲህኤ) ብ23 ነሓሰ 2010 ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ፡   ብዛዕባ’ቲ ኣብ ዝሓለፉ ቍሩብ መዓልታት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተጋብአ ልዕሊ 300 ኤርትራውያን ዝተሳተፍዎ ዋዕላ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ገምጊሙ። ድሕሪ ነቲ ዝርካቡ ዝኣከቦ ሓበሬታት ምጽናዕ ከኣ፡ ኣብ’ዞም ዝስዕቡ መደምደምታታን ውሳኔታትን በጺሑ፤

  •  ሰዲህኤ፡ በቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተጋብአ ዋዕላን ውሳኔታቱን ከምዘይቕየድ፤

 



Politics by Activists
Tuesday, 24 August 2010 19:55 Berhan Hagos
(source Asmarino)

At the end of the National Conference for Democratic Change (NCDC), some participants gave us a glowing assessment of the conference.  A casual observer can discover only one participant who complained in public about the way the NCDC was conducted (Togoruba.org, “2010 Eritrean National Conference for Democratic Change” Amare G/Mariam).

    ህዝባዊ ልቦና: ዘይነጽፍ ኣራሚ ባሕሪ -

 ነጸረ ተወልደመድህን - ለንደን - 23-08-10

     

 

ኩሉቲ ካብ ንሁር ስምዒታት ዝነቐለ ናይ ዋዕዋዕ ደሮና ዝግ ምስ በለ፣ ሕጂ ኸ ናበይ ዝብሉ ስዒቦም ዝመጽኡ ፈተንቲ ሕቶታት ክቀላቐሉ ናይ ግድን እዩ። ደቂ-ሰባት እንተ ደኣ ንኹሉ ብልቦና ዘየንብብ፡ ብስምዒት ጥራሕ ዝዉከል ተበግሶታት ወሲዶም፡ ነፍሲ-ወከፍ ተግባራቶም ናይ መጻኢ ዕዳታት መኽዘን ዘግፍሕ ካብ ምዃን ሓሊፉ፡ ኣወንታዊ ኣበርክቶ ኣይህልዎን። እዋናዊ ኮነ ናይ መጻኢ ዝግመቱ ጸገማት ምዉጋን ኣበየ እዋኑ ይንአስ ይዕበ ዉሕሉል ቦታዊ ኮነ ሃገራዊ መጋባኣያታት ክግበር ኣገዳሲ ጥራሕ ዘይኮነስ ናይ ንርግኣትን ሰላምን ወሳኒ እዩ’ዉን።      

 





مصير القوميات تخالف ما تم الإتفاق عليه في الملتقى

أعلنت جبهة الإنقاذ الوطني الإريترية أن الفقرة الثالثة من القرارات المنشورة في البيان الختامي لملتقى الحوار والخاصة بحق تقرير المصير للقوميات تخالف ما تم إقراره حول الموضوع مبينةً أن الوحدة الوطنية تمثل الركيزة الأساسية في بقاء الكيان الإريتري داعية إلى ضرورة التصدي بقوة لكل من يحاول المساس بها أو النيل منها .

Google Translation of the above 
Paragraph ethnic self-determination that contradicts what was agreed upon in the forum
Announced the National Salvation Front Eritrean that the third paragraph of the decision published in the final statement of the Forum for dialogue and for the right to self-determination of nationalities, contrary to what was decided on the subject, stating that national unity is the key to the survival of the entity Eritrean calling for the need to significantly address each of the attempts to undermine or harm. 

ንኣዋጅ ዋዕላ ኣብ ናይ ሕቶ ምልከት ዘእተወ መግለጺ ብዓረበኛ ኣብ አዱሊስ ተለጢፉ ይርከብ።ብጉዳይ ሕቶ መሰል ርእሰ-ውሳኔ ብሄራት ክሳብ ተነጽሎ።

 

بيان من جبهة الثوابت الوطنية الارترية حول فقرة تقرير المصير القوميات الوارد في إعلان أديس اببا
 

في اول تعليق من جهة سياسية على إدراج فقرة تقرير مصير القوميات في إعلان أديس أبابا الصادر عن ملتقى الحوار الوطني وصفت جبهة الثوابت الأمر بالمبدأ الخطير مبيناً أنه ينسف الأسس التي يستمد منها الجميع المشروعية الوطنية في التصدي للقضايا فإلى نص البيان :
 

Google Translation of the Arabic statement on the left that questions the declaration of the Addis congress pertaining to self determination up to secession of the nationalities.
Statement by the National Front, the Eritrean constants paragraph about ethnic self-determination contained in the Declaration of Addis Ababa

In the first comment on the political inclusion of a paragraph on self-determination of nationalities in the Addis Ababa Declaration of the Forum for National Dialogue Front, described the constants is the dangerous principle , stating that undermines the foundations from which it derives all national legitimacy in addressing the

 

 

ERITREAN NATIONAL CONFERENCE FOR DEMOCRATIC CHANE OF 2010

WHAT A SHOCK AND EXPERIENCE

BY EAIM {AMARE GEBREMARIAM GEBRE}

" He spoke for about an hour and my blood almost boiled when he said that the

highlanders are colonizers in the Dankilia area of Eritrea elevating Ali Salim’s land grabbing to

colonialism. My surprise was when I hear viva Canada from some representatives from Canada

irrespective of the content of his speech."

 

EPDP North America Congress Opened with a Strong Energy

 

The city of Toronto, Canada, welcomed members of EPDP from all branches in the USA and Canada.

Cyclist Daniel Teklehaimanot – the Hope of Black Africa

Allesbehalve een kermisattractiePhoto: ETIENNE GARNIER / VELOFOTOPRO
A cyclist using Eritrean , that sounds as implausible as a Somali or a skating bobsleeënde Vietnamese. But it's true .

Ethiopia could lose 46% of its adult population if everyone who wants to migrate could


A Poll conducted by Gallup in 148 countries including Ethiopia, reveals an interesting insight to what could happen if migration of all adults worldwide who desire to migrate permanently to other countries actually moved where they wanted today. Not surprisingly, Ethiopia would be a net loser and could see its population almost cut by half, if everyone who wants to run away from Ethiopia could.

 

ኣብ መንጎ ናይ ትግርኛን ዓረብኛን ኣዋጃት ዋዕላ ዝተራእየ ፍልልይ

ተወሳኺ ሓበሬታ ብዛዕባ ኣባላት መሪሕነት ኮሚሽን።
እቲ ዝደናገር ዘሎ ተራ ገባር መታን ክፈልጥን ክከታተልን እንሆ ንሎሚ፡ ተወሳኺ ሓበሬታ፡ ብዛዕባ’ታ መሪሕነት ናይ’ታ ብተግባርን ብኢትዮጵያ እተርእዮ ዘላ ዝበሃል ጠመተን ንኪዳን ተኪኣ እትበሃል ዘላ ኮሚሸን ።

 









ከመይ እዩ ነገሩ?


ሓሚሙ ኸሎ፡ ዒራ ዘይዛረብ ንሕማሙ መምምዝማዝ፡ ኢሰብአዊ ገበንዶ ንሓበሽ ከፋፊልካ ምንቛት ናይ ዓዋተ/ሳሊም ኣሽካዕላል? ወይስ ዘይንፈልጦ፡ ከምቲ ኣይተ ኢሰያስ ዝሓንጠጦ ዝአመቶ ኣውሎ ንሰብ እንጦጦ?
ከምቲ ሓደ ወዲ ዲሲ፡ እሞ ንሓው ኣድሓኖም ቀረባኡ ዝኾነ ዝበሎ እዩ። "ተፋሊጥና ኢና፡
".


ቃለ-ምሓትት ሓደ ሓርበኛ
እንከቃልዕ ጠላም ዋዕላ



ሰንበት 08-14-2010 ሰዓት
 2፡30pm EST

ናዝ ካብ ድምጺ ኤርትራ ቃለ-ምሕትት ምስ
ዶክቶር
(Drs.)
ጸጋዝኣብ ገብረገርግስ ብዛዕባ እዘን ዝስዕባ ኣርእሳታት

  1. ኩነታተ ናይታ ኣብ ዝሓለፈ መደረኽ ተመስሪታ ዝነበረት ጸረ- እገዳ ኤርትራዊት ኮመቲ (International Task Force on Eritrea)
     

  2. ትዕዝብቲ ኣብ ልዕሊ እቲ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ኣዲስ ኣበባ “ሃገራዊ ዋዕላ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ”ዝተስምየ ዋዕላ።
     

‘’ቀዳማይ ስሕታን ካለኣይ ዕብዳን’’
ኮሚሽን ጌጋ ቁ.1
ኢያሱ ነርዮ

 

ንነዊሕ ግዜ ኣብ ደንበ ተቓውሞ መዛረብን መሰሓሓብን ኮይኑ ዝጸንሐ ኤርትራዊ

ንደሞክራሲያዊ ለውጢ እንሆ ተወዲኡ። ....

 

እንተኾነ ኪዳን ሰናፍ ምትእኽኻብ ኣይኮነን ዝሓሸ ስልቲ ውግእ ሓንጺጹ፡ ዘድሊ ዳግመ-ውደባ ገይሩ ዳግመ መጥቃዕቲ ምስ ኣካየደ፡ ኣብታ 7 ዝኣባላታ ወሳኒ ግደ ክህልዋ ትጽቢት ዝግበረላ ፈጻሚት ኣካል ኮሚሽን 5ን2 ስዒርዎም ኣሎ። ስለዚ ንኪዳን ስዒርናዮ በሃልቲ ወገናት ብዙሕ ተዘይቀሰኑን ናይ ዕልዋ ነጋሪት ተዘይ ደሰቑን ዝሓሸ እዩ።
..
ካብቶም 7 ኣባላት ፈጻሚት ኮሚሽን እቶም ወሰንቲ ዝበሃሉ ኣቦመምበር፡ ምክትል ኣቦመንበርን ጸሓፍን ቀንዲ ኣባላት ናይታ ተሳዒራ ዝተባህለት ብበሽር ትምራሕ ዝነበረት ካቢነ ስለ ዝነበሩስ እቶም ሓድሽ ነገር ፈጢርና በሃልቲ ከስተብህልሉ ዝገበኦም እዩ።

Integrity vs. The Politics of Kerosene and Neo-Nazis

..Awate Defense Fund (ADF): by now the whole world knows that haw Saleh collected over $36000 US dollars in the name of legal fees.  The whole world learned through his announcement at awate.com that he lost the case.  Haw Saleh never explained to the contributors as how the expenses took place but we learned from the defendant that Saleh never was represented by an attorney.  The defendant’s posting made this writer to openly request brother Saleh or the phantom ADF committee to explain about the ADF’s expenses or the status of the funds. 
 

In his article “Birds of a Feather awate.com July 24, 2009” he wrote, “A new brand of Eritrean politics has launched where Lowlanders will take charge of their destiny and wait for Highlanders to react before following RSADO’s courageous leadership in dropping “
..


ኣብ ሰለስተ መዓልቲ ሰለስተ አዋጃት፡
(
ተውሳኺትና ገባር ውሽጥኹም ድኣ ፈትሹ)


እታ ሓቀኛ

ዝብሉዋ ዘለዉ፡

 

بسم لله الرحمن الرحیم

ملتقى الحوار الوطني للتغییر الدیمقراطي

إعلان أدیس أبابا
 

ملتقى الحوار الوطني الإرتري للتغییر الدیمقراطي

2010 م /8/ أدیس أبابا

أم  ا الت  ي بلادن  تقرار ف  نحن قوى التغییر الدیمقراطي الساعین نحو تحقیق الأمن والسلام والاس

و – 9  ن 31 یولی  رة م  شملنا في ملتقى الحوار الوطني للتغییر الدیمقراطي الذي عقد في الفت

أغسطس / 2010 م .

 

 

እታ መተዓሻሸዊት

አብ መሰረታዊ ጉዳያት ካብታ ናይ ዓረብኛ ኣዋጅ ፍልልይ ኣለዋ ዝብልዋ ዘለዉ


ኣዋጅ ሃገራዊ ዋዕላ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ
 

ሃገራዊ ዋዕላ ንደሞክራስያዊ ለውጢ

09-ነሓሰ 2010 ኣዲስ ኣበባ


..ንሕና
ሓይልታት ንደሞክራሲያዊ ለዉጢ ኣብ ሃገርና ሰላምን ርግኣትን ንምርግጋጽ ንቃለስ ዘሎና ካብ 31 ሓምለ ክሳብ 9 ነሓሰ 2010 ኣብ ርእሰ ከተማ ኢትዮጵያ ኣዲስ ኣበባ ሃገራዊ ዋዕላ ንደሚክራሲያዊ ለዉጢ ከነቃንዕ ተጋቢእና ቀኒና፡፡..

 

ውሽጥኹም ድኣ ፈትሹ
እታ ኣብ ኣሰና ጥራይ ተለጢፋ ዝነበረት ውሽጥኹም ፈትሹ ወይ ንኣሰና ካበይ ኣምጺእካያ ኢልኩም መርምሩ ዝብሉዋ ዘለዉ፡

ኣዋጅ ሃገራዊ ዋዕላ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ

 
ህዝቢ ኤርትራ ካብ መዋእል ኣትሒዙ ኣብ ዓበይትን ንኣሽቱን ሃገራውን ከባብያውን ስጋብ ዝተሓቱ ማሕበራውን ህዝባውን ሕቶታቱ ብመገዲ ዘተን ዋዕላን መጻኢ ጉዳይ ሃገሩን ክሰማማዕን ክውሰንን ጸኒሑ ኢዩ። እዚ ሕጂ ካብ 31 ሓምለ ክሳብ 9 ነሓሰ 2010 ዝተኻየደ ሃገራዊ ዋዕላ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ መቐጸልታ ናቱ ኢዩ።

 

 ዓሻ ኣዋጅ!

 

ፍልልይ ኣብ ኣዋጃት ዋዕላ::
መስከረም 08-11-2010 ኣዱሊስ ዝተባሀለ ናይ ኤርትር ናይ ዓረብኛ ወብ-ሳይት: ኣብ መንጎ እቲ ኣብ ኣሰና ዝተለጠፈ ናይ ትግርኛ ኣዋጅን ኣብ ኢዶም ዝበጽሔ ናይ ዓረብኛ ኣዋጃን ኣብ ኣዝዮም ኣገደስቲ ጉዳያት ፍልልይ ከም ዘሎ ሓቢሩ:: እቲ ዜና: እቲ ናይ ትግርኛ ኣዋጅ ጉድለት ከም ዘለዎ ግሊጹ:: እቲ ጎዲሉ ዝተባህለ: ብጉዳይ ሃይማኖት እስልምናን ጉዳይ መሰል ርእሰ-ውሳነ ብሔርን ዝምልከት ከም ዝኸነ ብተወሳኺ ሓቢሩ:: ( እዚ ብዘለና ዓቐሚ ዝተርጎምናዮ ስለ ዝኾነ: መኣረምታ ክንቅበል ቁሩባት ኢና::)
ADDIS ABABA, Ethiopia (AP) Updated: Aug 10, 2010 - A group of exiled Eritreans say they're setting up an interim government to serve in case Eritrea's authoritarian government collapses. Full Report
ገመል ሰሪቕካ ጉምብሕ-ጉምብሕ የለን::
 እቲ ቀዳማይ ሕቶ ንተኻፈልቲ ዋዕላ ጉዳይ ባንደራታትን ስእልታትን ከም ዝኽውን ርጉጽ እዩ::

ጉዳይ ባንደራታትን ጉዳይ ስእሊ ሓምድ ኢድሪስ ዓዋተን ዓብደልቃድር ከቢርን ምስ መደብ ምቛም ሃገራዊ ባይቶ ዘተኣሳስር ነገር ኣለዎ ድዩ? ኩሉ ኣፉን ብርዑን ጥርቅም ዘበለ ከመይ? ኣሰና: ንምንታይ ጉዳይ ባንደራን ዓዋተን ፈሪሕዎ? ንኣዲስ ኣበባ ዝኣክል ተጓዒዙ: ንምንታይ ዘይሐተተ? ዘያዳ ትም: ዝያዳ ሕቶን ጥርጠራን የሕድር ምህላዉ ዘይከሓድ እዩ::ዋዕላ መን ድዩ ዋንኡ ነይሩ? እቶም ተኻፍልቲ: ዋናታቱ እንተነይሮም: ዋላ ሐደ: ንፈውሲ ማሕላ ዘይልዓሎ ከመይ? እንተተላዒሉ: እቶም ዜና ዘመሓላለፉ ዝነበሩ ንምንታይ ሓቢኦሞ? ምስጢር እንተኾይኑ: ከምዚ ዝኣመሰለ ምስጢር ናይ ምዕቋር ተኽእሎ ኣይተራእየን::  ከምዚ እንተ ኾይኑ: ካልእ ምስጢር ዝተታሕዘ ክህሉ ናይ ግድን እዩ::

 

Eritrean exiles prepare for regime's downfall

Posted: Aug 10, 2010 09:58 AM
Updated: Aug 10, 2010 09:58 AM
ADDIS ABABA, Ethiopia (AP) - A group of exiled Eritreans say they're setting up an interim government to serve in case Eritrea's authoritarian government collapses.
The group said Tuesday they believe Eritrea's isolated government will fall on its own under the weight of international sanctions. Group member Ali Mohamed Saed Mohammed said the group, which met in the capital of neighboring Ethiopia, is also writing a new constitution.
The U.N. last year slapped tough sanctions and an arms embargo on Eritrea for supplying weapons to Islamic insurgents in Somalia and for refusing to resolve a border dispute with neighboring Djibouti.
The coastal Horn of Africa nation has also twice fought former ruler Ethiopia since gaining independence. President Isaias Afwerki took power at independence in 1993.
Copyright 2010 The Associated Press. All rights reserved. This material may not be published, broadcast, rewritten or redistributed.
 

ዓወት ንሃገራዊ ዋዕላ

ሳምሶን ረድኣብ
ሓምለ 24/ 2010 ዋሺንግቶን ዲሲ


"...ኢትዮጲያ ምኽኑይ ዝኾነ ናይ ነብሰምክልኻል ውግእ ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ኤርትራ ክትከፍት ትኽእል ዶ? ንሕና ከም ኤርትራውያን ነቲ ክስዕብ ዝኽእል ክሳራ፡ ብቐንዱ መስዋእቲ፡ ክንሽከሞ ንኽእል ዶ? ከም ተቓወምቲ ደው ከነብሎ ንኽእል ዶ (diplomatically))? እንተዘይተኻእለ ንረብሓ ኤርትራ ክንቕይሮ ንኽእል ዶ? እዝን ካልእ ሕቶታትን ተጋባኣይ ብሓላፍነት ክምልሶም ዘለዎ ሕቶታት ይመስሉኒ።"
..

ሃገራዊዋዕላ ክዕወት ይግብኦ፡ ንምንታይሲ ዓወት ሃገራዊ ዋዕላ ማለት፡ ኤርትራውያን ናይ ፖለቲካ ውድባት፡ በርገሳውያን ማሕበራት፡ ውልቐሰባትን ናይ ሃይማኖት መራሕትን ኣብ ታሪኾም ንመጀመርታ ግዜ ብልዙብን ለባምን መንገዲ ዘሰማምዕዎምን ዝፈላልይዎምን ነጥብታት ኣለልዮም፡ እቲ ንኹሉ ክሓቁፍ ዝኽእል ሓባራዊ ርድኢት መወከሲ ገይሮም ንድሕነት ሃገር ተበጊሶም ማለት ኢዩ።

"ዋዕላ ድሕሪ ዓመት ክግበር።፡ኣብቲ ዋዕላ ሃገራዊ ባይቶ ክትቀውም።" ካብ ውሳነታት ዋዕላ።
 


ናይ ወርሒ ሰነ እምመ መንግስቲ ኢትዮጵያን ውጽኢት ዋዕላ ኣቃቅን። ዝተዋደዶ መፈንጥራዶ ወይስ ዝተሞጎተ?

 

መስከረም 08-09-2010 መንግስቲ ኢትዮጵያ ብጉዳይ’ቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ ዋዕላ፡ ቅድሚ 2 ወርሒ ገጹ፡ አብቲ ንኣሳናዳዊት ሸማግለን ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ከተተዓርቕ ዝፈተነትሉ ጊዜ ኣቕሪባቶ ዝነበረት እምመ ገለ ክፋል ኣብ ታሕቲ ነስፍሮ ኣለና። እቲ ዕርቂ ወይ ስምምዕ ከምቲ ዝደለየቶ ኣይተዓወተን። እቲ እማመ ግን ነታ ኣሰናዳዊት ሽማግለ ከም መምርሒ ተዋሂቡዋ ነይሩ ዝብሉ ኣለዉ። ትሕዝቶ ናይ’ዚ እማመ ምስቲ ሕጂ ክእወጅ እንጽበዮ ዘለና ውጽኢት ዋዕላ እንታይ ዘራኽብ ኮን ይህልዎ? ውሳኔ ተጋባእቲዶ ወይስ ነዊሕ ሱር ዘለዎ መፈንጠራ?


ካብ እማመ መንግስቲ ኢትዮጵያ (ከባቢ ሰነ 2010)

 

·         ክልተ ዋዕላ ክካየድ። ቀዳማይን ካልኣይን ተባሂሉ ካኣ ይጽዋዕ።

·         ኣብቲ ቀዳማይ ዋዕላ ንኹሉ ህዝቢ ብውክልና ከተሳትፎ ዘይካኣል ኢዩ።

·         2/3-3/4 ተሳታፋይ ዋዕላ ካብ ኪዳን ኮይኑ እቲ ዝተረፈ 1/3-1/4 ካኣ ካብ ኪዳን ወጻኢ ዘለዉ ኣካላት ይኸውን።

·         2/3-3/4 ባይቶ ኪዳን ካብ ኣባላት ኪዳን ይኸውን

·         ፈጻሚ ኣካል ብምሉእ ጊዜኦም ኣብ ቃልሲ ዘለዉ ባእታታት ክቐውም      

·         ካልኣይ ዋዕላ ኣብ ዋዕላ ክውሰን።

·         ናይ ክዝተየሎም ዘለዎም ዝርዝር ኣጀንዳ

ኣዋጅ ሃገራዊ ዋዕላ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ

 

ህዝቢ ኤርትራ ካብ መዋእል ኣትሒዙ ኣብ ዓበይትን ንኣሽቱን ሃገራውን ከባብያውን ስጋብ ዝተሓቱ ማሕበራውን ህዝባውን ሕቶታቱ ብመገዲ ዘተን ዋዕላን መጻኢ ጉዳይ ሃገሩን ክሰማማዕን ክውሰንን ጸኒሑ ኢዩ። እዚ ሕጂ ካብ 31 ሓምለ ክሳብ 9 ነሓሰ 2010 ዝተኻየደ ሃገራዊ ዋዕላ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ መቐጸልታ ናቱ ኢዩ።
ሎሚ፣ ሃገርናን ህዝብናን ኣብ ትሕቲ መላኺ ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ. ተረጊጹ፣ ኩሉ ዓይነት ጭቆናን ጸቕጥን ማለት ብሄራዊ፣ ሃይማኖታዊ፣ ባህላውን፣ ብዘስካሕክሕ ኣገባብ መዘና ዘይብሉ ኩሉ መዳያዊ ምግፋፍ ሰብኣውን ደሞክራሲያውን መሰላቱ ጢሒሱ ይርከብ። እዋን ዕዋላ፣ ኣብ ደረጃ ፍጹም ምንቁልቋል ሃገር፣ ከም ሳዕቤን ድማ ናይ ምብታን ሓደጋ ኣብ ልዕሊ

ፈስቲቫል ካስል 2010

 

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ ሃገራዊ ዋዕላ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ፡ ድሕሪ ዓመት ሰፊሕ ሃገራዊ ዋዕላ ከካይድ ወሲኑ።

 

(ካብ ኣዲስ ኣበባ): ብተሳታፍነት ኣስታት 330 ኤርትራውያን ተቓወምቲ ውድባት፡ ሲቪካውያን ማሕበራትን ግዱሳት ውልቀሰባትን ካብ 31 ሓምለ ክሳብ ጽባሕ 9 ነሓሰ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኪካየድ ዝቐነየ ሃገራዊ ዋዕላ ንደሞክራስያዊ ለውጢ፡ ድሕሪ ዓመት ሰፊሕ ሃገራዊ ዋዕላ ክካየድ ወሲኑ።ነቲ ዝሰፍሐ ተሳታፍነት ክህልዎ ትጽቢት ዝግበረሉ ሃገራዊ ዋዕላ እተዋድድ ካብ ኣባላት ዲሞክራስያዊ ኪዳን፡ ካብ ኪዳን ወጻኢ ዘለዉ ውድባትን ሲቪካውያን ማሕበራትን ዝተሓረዩ 53 ዝኣባላታ ኮምሽን ምድላው ሃገራዊ ዋዕላ ክትምዘዝ ድማ ኣሚሙ።

ADDIS WAELA: THE BASTION FOR COMPROMISING THE CAUSE FOR POWER GRABBING
( harnnet.org)

Here you have people that never got the chance of enjoying the fruits of independence secured by the martyrdom of its sons and daughters. Due to some bad luck, the people live, if you call that a living, under a regime that has no plan what so ever to lift the command economy that impoverished the people and the regime itself. On the other hand you have a few former communists who discovered God in foreign lands as Saleh Youns once wrote, who are touting with their stupid ideas to divide the people into religious, ethnic and even tribal grouping which is a prelude to leaving the union. For this, the so called educated are directly responsible – particularly the ones who claim to know more about Islam than the God fearing normal Muslims I grew up with.

 

እቲ ሕቡእ ኣጀንዳ ወያነ

ደምዳሚ መግለጺ ህዝባዊ ኮንፈረንስ ህዝቢ ዓፋር ቀይሕ-ባሕሪ

ክፍሊ ዜናን ሓበሬታን ዲ.ው.ዓ.ቀ.ባሕሪ
.
ህዝቢ ዓፋር ቀይሕ ባሕሪ ካብ ዕለት 26–ሓምሌ 2010ዓ.ም 2ይ ህዝባዊ ኮንፈረንሱ አብ ከተማ ሰመራ ክልል ዓፋር ኢትዮጰያ አቃኒዑ፡፡
...
.ናይ ሕጊ ምሁር ዝኾነን አማኻሪ መንግስቲ ካናዳ ፕሮፈሰር ጆሴፍ ማግኔት ተረኺቦም ብዛዕባ ምምሕዳር ፈደራሊዝም መጽናዕታዊ ጹሑፋት አቕሪቦም፡ አብቲ ዘቕረብዎ መጽናዕታዊ ጽሑፍ እቲ እንኮ አማራጺ ንድሕነት ኤርትራ ሰርዓት ፈደራሊዝም ምስ ትኽተል ጥራይ ኢዩ ድሕሪ ምባል ብሄራት ኤርትራ አብ ሓደ መአዲ ኮፍ ኢለን ተመያዪጠን ነዚ መደብ እዚ ተግባራዊ ክገብረኦ ዝኽእላ ኢሉ፡ አስዒቡ አብ ልዕሊ ህዝቢ ዓፋር ቀይሕ-ባሕሪ ዝወርድ ዘሎ አደራዕ ናይ ዘርኢ ምጽናት ፖሊሲ ምኻኑ ድሕሪ ምሕባር አብ ኤርትራ ብቑልጡፍ ለውጢ ክመጽእ ተላብዩ፡፡....
 

ድሕሪ እቲ ኮንፈረንስ ነዞም ዝስዕቡ ወሳኔታትን ለበዋታትን ብምሕላፍ እቲ ኮንፈረንስ ተዛዚሙ፡-
  1. መሰል ርእሰ-ውሳኔ ህዝቢ ዓፋር ቀይሕ ሕጋዊ መሰላት ምኻኑ ነዚ መሰል እዚ ማሕበረ-ሰብ ክድግፈሎም ጸዊዑ፡፡
  2. አብ ልዕሊ ህዝቢ ዓፋር ቀይሕ ባሕርን ካልኦት ብሄራት ኤርትራ ዝወርድ ዘሎ ጭቖና ክውገዝ ጸዊዑ፡፡
  3. አብ ኤርትራ ሰላምን ቅሳነትን ክረጋገጽ ዝኽእል ህዝብታት ናይ ባዕላቶም ዕድል ባዕላቶም ምስ ዝውስኑ ጥራይ ኮይኑ ብብሄር መልክዕ ዝተመሰረተ ስርዓተ ፈደራሊዝም ምስ ዝምስረት ይኸውን ፡፡
  4. እቲ ብዕለት 30ሓምሌ ዝጅምር ሰፊሕ ሃገራዊ ዋዕላ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ውጽኢታዊ ክኸውን ዝኽእል ሕቶ ብሄር መልሲ ምስ ዝረክብ ጥራይ ኢዩ፡፡
  5. ማሕበረ-ሰብ ዓለምን ጎረባብቲ ሃገራትን ብስርዓት ህግደፍ አብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዝወርድ ዘሎ ግፍዒ ንምንጋፍ አብ ጎኒ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ኮይኖም ንስርዓት ህግደፍ ንምእላይ ክተሓጋገዙ ተላብዩ፡፡
  6. ዘይሕጋዊ ሰፈራ ኮኒኑን መሬት ናብ ዋናታቱ ክምለስ ተላቢዩ ፡፡

27ሓምሌ 2010ዓ.ም

ህዝባዊ ኮንፈረንስ ህዝቢ ዓፋር ቀይሕ-ባሕሪ
(ጸሓፊ ቀርነልዮስ ዑስማን.. መስከረም)

 

ግደ ሓቂ:: እንታይ እዩ እቲ መልእኽቲ?

እቲ መጽሓፍ ንኽሽየጠሉ: ሕማም ሓውና ክቡር ኣምባሳደር ኣድሓኖም ኣመኽንዩን መዝሚዙን ኣደንጊጹን ክሸይጥ ዝፈተነስ: የግዲ:: ናይ ዕዳጋ (marketing) ጉዳይ እንድዩ::
ካብቲ ዘለዎ: ዝያዳ ጥዕና ክረክብ ትምኒት ኩሉ እንዳኾነ ኸሎ: ንሰብ ዝኾነ ጨኒቕዎ ዘሎ ግን ናይ ክቡር ሓውና ኣምባሳደር ኣድሓኖም እዩ:: ኣብ ትሕቲ ስእሉ: እዚ ዝስዕብ ጽሑፍ ብሳልሕ ቃዲ ተጻሒፉ ይርከብ:: ከምታ ናይ ዓሊ ሳሊም ኮታ::
"Those whose fathers were instruments in oppressing our fathers now want to oppress us, and worse, they are grooming their children to oppress our children. "  
: ዓሊ ሳሊም ካብዚ ሓሊፉ እንታይዶ ኢሉ እዩ:: ወይስ ዓሊ ሳሊም: ናይ ከፋፊልካ ግዛእ መደቡ እዩ ዝእምተልና ዘሎ:: ክቡር ኣምባሳደር ኣድሓኖም: ጥዕና ይረክብ ምህላዉ ክሕብር ካብ መረጸ: (ኩላትና ንሓተሉ ስለ ዝነብርና) ንምንታይ ኣብታ ንሓድነት ህዝቢ ንምብትታን ብመደብ ዝተዋፈረት ደምበ ዓሊ ሳሊም? ብተወሳኺ: ንምንታይ በታ: ነቲ ክቡር ኣምባሳደር ከም ሓላፊ ናይ ወጻኢ ጉዳያት ዝመርሖ ዘሎ ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ: ክትውንጅልን ክትክስስን ክትጻረፍን ዝዓርባ ዓዋተ: ጥዕንኡ ድሐን ከም ዘሎ ክንገረሉ መሪጹ? ኣዝማሪኖኽ? ኣሰናኽ? ዶስ ዘይፈልጥናዮ ነገር ሃልዩስ: ንለባም ኣምትሉ ዝዓይነቱ መልእኽቲ እዩ? ይምሓር::

ኣብ ዋዕላ ዝሳተፉ ዘለዉ፡..
ኣብ ዋዕላ ዝሳተፉ ዘለዉ፡ አብቲ ዝተገብረ ዝተባህለ ሰላማዊ ሰልፊ ኣውን ዝተሳተፉ፡ ዶቶር ሃብተ፡ ኢንጂነር መዓሾ፡ ኣቶ ተኽላይ ብዝዕባ ባንደራን ስእሊ ወዲ ዓዋተን ክንሓቶም ዕድል ረኺብና ስለ ዘለና፡ ሕቶና ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ክንሓቶም ኢና።

ኩሉ ይሐትት ኣሎ:: እንታይ እዩ ኣጋጢሙኩም?
ንምንታይ ባንደራታት ኣብዚ ስልፍኹምን ኣብ ቦታ ዋዕላን እገዳ ተገይሩለን? ዕላዊት ባንደራ ሃገረ ኤርትራ ኣብ ኣዲስ ኣበባ: ኣብ ቤት ጽሕፈት ሕቡራት ሃገራት ኣፍሪቃ ተንበልብልዶ የላን? እዚ ኹሉ ጅግና: ብሓደ ቀርንልዮስ ክርግጽ: ክርዕድ?  

ገመል ሰሪቕካ ጉንብሕ-ጉንብሕ የለን።
ኩሉ ይሐትት ኣሎ:: እንታይ እዩ ኣጋጢሙኩም?
We need to know why the Eritrean national flag

( hoisted at AU headquarters in Addis),
Meley, photos of our gallant martyred heroes, Abdulkadir Kebire,
our first martyr and Hamid Idris Awate
 our first leader of our liberation struggle were denied
their legitimate and honorable presence at the Waela (conference).
 

 

ግደ ሓቂ:: ብጭብጢ::
መን'ዩ ቅርሕንትን ጽልእን ኲናትን ኣብ መንጎ ብሄራትና ዝትዃቱኽን ዘነዓዕብን ዘሎ::
 በሺር ይስሓቕን ቀርንልዮስንዶ: መንግስቲ ኤርትራ?


 The Flag waving participants
 Same participants denied flag
 The hidden agenda conference
ጸብጻብ ዋዕላ፡፡
ቃለ-ምሓትት ምስ ኣሰና።

ኣብ ዋዕላ ካብ ዓባይ ብሪጣንያ
ክሳተፍ ዝኸደን ዝተሳተፈን፡ ትማሊ ዋዕላ ኣቋሪጹ/ኣምሊጡ(?) ዝተመልሰን ዜጋ።
  • ሓንሳብ እንተ አቲኻ ምውጻእ የለን።

  • ምስ ወጻኢ ምርኻብ የለን። ደሓን አቲና ክንብል ኣይከአልናን።

  • ኣዝዩ ጽዑቕ ህልዋዬ ጸጥታ ኢትዮጵያ አብ ውሸጢ ዋዕላ አሎ።

  • ኣብ ኤርትራ ናይ ብሄራት ፍድራላዊ ምሕድራ ንምትእታተው ዝዓለመ ዋዕላ
     

ኣብ ዋዕላ ዝሳተፉ ዘለዉ፡..
ኣብ ዋዕላ ዝሳተፉ ዘለዉ፡ አብቲ ዝተገብረ ዝተባህለ ሰላማዊ ሰልፊ ኣውን ዝተሳተፉ፡ ዶቶር ሃብተ፡ ኢንጂነር መዓሾ፡ ኣቶ ተኽላይ ብዝዕባ ባንደራን ስእሊ ወዲ ዓዋተን ክንሓቶም ዕድል ረኺብና ስለ ዘለና፡ ሕቶና ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ክንሓቶም ኢና።
 

 



 

Have your say at Meskrem Forum
A picture is worth a thousand words.
What do the video and the photo tell you?

ረሒብ ገቢል ም’ልብል።
እንደለከፍኩማ ኣቴኩም ኢኮን
?


ቀርነልዮስ ሑሕ ምስ በሎም ባንደራን ወዲ ዓዋተን ኣብ ደገ ደርብዮም ንዋዕላ ዝኣተዉ ተሳተፍቲ
ዋዕላ:: (ናይ ኣዲስ አበባ ስእሊ)

ነቲ ናትናን መንነትናን ዝብልዎ ንቀርነልዮስ ፈሪሆም ካብ ጠለሙ፤ ጽባሕ ንጉሆ ኢትዮጵያ ሑሕ እንተ'ላቶም ደአ እንታይ ክጠልሙ እዮም?
 

እቲ፡ ኢትዮጵያ ንኪዳን ሰጥ ከብል ዘገበልዎ ቀርነልዮስ፡ ነዛ ሃገር ኣይረሃጸላ ኣይሓመመላ ኣይተዋግኣላ ኣይደመየላ፡ ኣብ ልዕሊ ገዳያም ተጋደልትን ሓርበኛታትን ፡ ከምዚ ዓይነት ግፍዒ ክትርኢ ከለኻ፡ ካብ ፖለቲከዊ ክሳራ፡ ናይ ክብርን  ሰብኣይነት መግሃስ በደል ዝያዳ

 የጉሂ። 

 

 

 


 

 

 

By Mohamed Kheir - Apr 27, 2010  ( BTW, he is reported to be in Addis participating in the conference funded by Abuye Ethiopia)

 

Some legitimate questions....
Source of funding

 

The first obvious question is, who is funding the conference? 

 

Knowing the funders helps one know their agenda and what their real goals are.


..This funding issue reminded me about a Tigre song we used to sing when were kids. There are different versions of it, but ours was, ‘Abuye mesa mn sefer ib shentet mil’et mn temer’ (My father arrived with a bag full of dates). This was during the good old days when dates were regarded as a hard to get precious delicacy. Didn’t the renowned Wed Amir describe the lips of his lover as, ‘Kenafera messl temr Kassala’ (Her lips resembling the the dates of Kassala). I remember during my childhood when shopkeepers gave us ‘halewat,’ stone-hard candies to attract clients to shop from their stores a traditional advertisement long before it became science and arts and ended up polluting our minds and our physical space.

Read the whole shebang of double standards.. Read more ( Source Awate)



ካብ ሕጂ ንንዮ ናይ ሕብረ-ብሄራዊ ውድባት ሓሸወየ የለን።


እቲ ቅኑዕ እንኮ መልክዕ ወደባ ብሄራዊ መልክዕ ውደባ ጥራሕ’ዩ።

ማዕረ ከም ስኒ አድጊ።
 ሳላ ቀርነልዮስ ኩላ ሃገራዊ ህግደፍ ኰይና፡፡


ፍሉይ ትእዛዝ ካብ ክቡር
ሕጹይ ኣንደራሴ ወያኔ አብ መጻኢት ክልል ኤርትራ። ኣቶ ቀርነልዮስ ዑስማን ።

መንታ ኢህኣደግ አብ ክልል ኤርትራ ንምፈጣር።

ካብ ሎሚ ንንዮ ናይ ውድባት ሓሸውየ የለን ናይ ዝበለ ፕረሲደንት ኢሰያስ እንዳ አሕመመና፡ ሓዲስ ዲክታቶር ከአ ካብ ከርሲ ኪዳን ደበኸ በለ፡፡ እዚ ሕጹይ ኣንደራሴ ወያኔ ናይታ ካብ መቐለ ክትመሓደር ዘጉምጅዉላ ዘለዉ ኤርትራ፡
 ከምዚ ክብል ውሽጣዊ መምረሒ ከም ዘመሓላለፈ ይጽወ አሎ።

  • ካብ ሎሚ ንንዮ ናይ ሕብረ-ብሄራዊ ውድባት ሓሸወየ የለን።

  • ውድባትኩም ሰሪዝኩም ናብ ብሄራዊ ውደባት ተወዝዑ። ኣይውዛዕን ዝበለ ከኣ ኣብ ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ይጸምብር፡ ኣብ መስርዕ ህግድፍ የስራዕ፡ ከም ጸላኢ ይቑጸር፡ ካብ ኢትዮጰያ ይሰጎግ፡ ይዝበጥ ከኣ።

  • በዓል ተወልደ፡  በሺረ-ናይር ናብ ቢለንኩም፡

  • ኣሕመድ ናስር ናብ ሳሆኻ፡ ዶቶራት ዩሱፍ፤ ሃበተ፡ ሳህለ፡ ነናብ ብሄርኩም

  • ሓውና ሃንጀማ ድማ ወይ ናብ ብሄራዊ ውድብ ትግርኛ(እንተልዩ) ወይ ከኣ ኣብ መሰርዕ ህግደፍ ተጸንበር።

  • እቶም ኣብዘን ውድባት ዘለኹም ውድባትኩም ሰርዙ ነናብ ብሄርኩም ኪዱ። ዕጭ እንተበልኩም ከአ ትምከሕተኛታት ዓሳከር ህግደፍ ትዀኑ።

     
    ተዳሙንከ?

    ጎረቤትካ ጭሕሙ ክላጸ ጭሕምኻ ማይ ኣተረክስ ኣንድዩ፡ በዓል ተዳሙን ከአ ናይ ብንዓመር ውደብ ሃሰስ በሉ።ሃየ።ኣይትሕመቑ። ሕጂ’ኳ ክሳብ እዛ ናትኩምን ናትናን ጉዳይ  አብዚ ዋዕላን ድሕሪኡን  አንሰላስል ደሓን በተግ-በተግ ኣይትበሉ።

    ቀደም ኣብ ጊዜ ኩዑሶ፡ ሓማ በል ክትድረር ዝብል ናይ ዋዛ ዘረባ ነይሩ። ሎሚ ኸኣ ነዛ ሃገር ኣይረሃጸላ ኣይደመየላ ጥይት ኳሕ ኣየበለላ፡ ገባርን ሓዳግን ኰይኑላ። "ቀርነልዮስ በል ክትስርፍ" ኰየና ነገር።  እቶም ጀጋኑ ኸአ ርእሲ ኣድንን ፤ጅግና ናብ ፈራህ ክቕየር ከሎ። ኣየውርድ።


    መፍትሕ ደገፍን ናይ መሳርፍ ሳጹንን ኢትዮጵያ፡ ኣብ ኢድ ናይቲ መኰነን ኢህወደግ ዝነበረ ቀርነልዮስ ዑስማን ካብ እትአቱ ሓያለይ እያ ገይራ። ወይ ዝበሉኻ ግበረለም ወይ ዓዶም ግደፈሎም'ካ በሉ ኣቦታት። ወይ ንቀርነልየሰ ትምእዘዝ ወይ ትሰጎግ። ወይ ናይ

 

 

Have your say at Meskrem Forum
A picture is worth a thousand words.
What is this photo telling you?

Assena’s reporting, objective or another propaganda rat?


The picture at left is different from the photos we have been seeing during the meetings of the EDA.  Although the picture has raised many questions and has become the symbol of the meeting, conference with no identity that is, some opposition media outlets have intentionally evaded to raise the burning issue of the opening session or to ask participants about the new image of the EDA organized gatherings.

Some of the reporters from Addis are ardent supporters of the conference and can not be counted upon to provide objective reports.  They are just propaganda rats. Expecting Mehari to report events and situations as they unfold would be naïve. Simply stupid.


What is bothering many is assenna.com's reporting. Assena conducted an interview with some of the participants couple of days ago. One would refrain from accusing Assena of staging the interview unless those on the other side of world selected those folks who were interviewed and he went along. ናይ ሰብቲከት’ኳ ከይደቀስካ ዝሕለም ነገር እንድዩ።

Why didn’t Assena ask the participants about the absence of the  Eritrean national flag and Meley. These flags were always hoisted during EDA meetings. Furthermore, the esteemed news media again evaded asking why the conference left out the photo of the father of liberation war, Hamid Idris Awate. Was there a discussion about flags and Awate's photo?

ንልዕላዊት ሃገረ ኤርትራ ዘይፈልጥ ዋዕላ?

What happened to the Eritrean Flag? Where is Meley?
Where is the photo of our hero and father of our liberation war, Hamid Idris Awate? What is the message?

 Mesreta Waela Mahber Andenet, Addis Ababa.
መስራቲ ዋዕላ ማሕበር ኣንድነት: ኣዲስ አበባ: 08-01 2010

Eritrean National FlagEritrean Liberation Flagኣበይ ድኣ ኣላ መለይ:
ኣበይ ድኣ ኣላ እታ ባንደራ ሃገረይ:

ኣበይ ድኣ ኣሎ ስእሊ ኣቦ ብረታዊ ተጋድሎና:
ጅግና ሓምድ ኢድሪስ ዓዋተ?

ናይ ስዉኣት ዝኽሪ ከኣ ገርኩም፧
እንታይ ክገብሩ ዝትሰውኡ
?

 

Waela, Ethiopia's attempt at Preempting Eritrea?
So, whose agenda is Waela?

Some of the reasons given by Ethiopia why, at the cost of unrepairable damage to EDA, including the decision to exclude EPDP, it forced a rushed conference:

  • Sanctions might be lifted before the end of  2010. (Meles received  hints from Monitoring group?)

  • Eritrea's gold mining will enrich Eritrea in 2011; Eritrea will hire top PR consulting firm to beat them at their game, after lift of ban, Eritrea will be armed with state of the art defensive fire-power, surveillance and military jamming technology, and anti-aircraft missiles..

  • EDA/Mahber Andenet believes HGDF will have an election . Get them before they hold election? 
    ( Per Dr. Yosuf Berhanu, Head of Foreign Office of Salvation Front)

  • Eritrea might enter into a defense agreement with Egypt

  • HGDF might recognize EPDP as an opposition

  • Eritrea's proposal regarding solution to the Somali problem gaining listeners; Eritrea might turn around public opinion.

ሰይጣን’ሲ መጠጠቒ ይሰርሕ’ሞ

መኽደኒ ይርስዕ!!!
ፉርቱና ባህታ:
Sat, 31 Jul 2010 12:35

 

ክሳብ ሕጂ ከይጸሞቐ ዝጸየቐ እንተሃልዩ እዚ ሕጂ ዝካየድ ዘሎ ዋዕላ ኢዩ:: እታ ክሳብ ትማሊ፡ ኣብ ውሽጢ ትንሓጎም ኮይና፡ ሰብ መሲሉዋ ምሰኦም ትመክርን ከም ኣባሎም ኮይና ማዕሪኦም ትቃለስን ዝነበረት ለምለም ጸሃየ ዝተባህለት ኤርትራዊት ዜጋ፡ ድሕሪ’ቲ ነብሳ ከይሓበአት ብቑሉዕ ኣብ ራድዮ ድምጺ መሰልና ደሊና ነቲ ኪዳን ብሕጓ ኮይኑ ክጥጀኦ ዝሓገየ መርዛም ስሚ ምስ ኣቃለዐቶ፡ ካብ ገለ ኣባላት ኪዳን ይኹን ገለ ጉሩሃት፡ በዚ ከይተበገሰ ዝገርዘመ ዋዕላ፡ ፍታሕ ሃገራዊ ድሕነት ዝጽበዩ ዘለዉ ገርሀኛታት፡ እዚ ዘይብሃል ዘለፋን ጸርፍን ክዘንባ ከም ዝቐንየ፡ ኣብቲ ናይ ደቂ ሕድርትና መተኣኻኸቢ ቦታ ተባሂሉ ዝፍለጥ ፓልቶክ ክንሰምዖ ዝቐነና ነዋርም ዘረባታት ኢዩ፣

ዝተጠልመ መብጽዓታት ንምፍጻም

epdp-logo3

ህዝብን ሃገርን ኤርትራ ዝሓልፍዎ ዘለዉ ጽንኩር ኵነታት ክብ ዝበለን ህጹጽን ትዅረት ዝሓትት ጕዳይ ኰይኑ ኣሎ። ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ይኹን፡ ካልኦት ተቓወምቲ ውድባት፣

 

ነቲ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ዲክታቶርያዊ ስርዓት ኣውዲቖም፡ ልዑላውነት ህዝቢ ዘረጋግጽ ዲሞክራስያዊ ምሕደራ ንምትእትታው እተፈጥሩ ውድባት ምዃኖም ኢዮም ክገልጹ ዝስምዑ። ንናጽነት ናይ ህዝቢ ኢና ንቃለስ ዝብል መግለጺታት ተቓወምቲ ውድባት ኣብ ግምት ብምእታው ድማ፡ ብዙሕት ወገናትና ብተስፋ ክጽበዩ ጸኒሖም ኢዮም። ብኣንጻሩ ግን፡ ተቓወምቲ ውድባት ኤርትራ፡ ማዕረ’ቲ እተገብረሎም ትጽቢታት



 

The Eritrean youth takes oath in the name of our martyrs to
defend the motherland and we conspire with Ethiopia to betray our promise to our martyrs to defend their sacrifice?

THE WAELA CHARADE

Asfaha Woldemichael Friday, 30 July 2010 12:38

As the so called Waela is closing in, Kidan leaders are pleading to their client websites like awate and to a few activists in Europe and North America  to salvage a conference already gone array. They forgot what they see before their eyes is the exact product they wished for when they have been working tirelessly to own the Waela by excluding others. What they did in the dark of night, sun shine exposed it. It is too little too late to cry for help now. You broke it; you own it.

When their exclusionary agenda has come to bite them in their behind, they are scrambling at the eleventh hour to change the external appearance of the conference to the eye of the observer.  This, they are doing it by offering an open invitation to any non-Muslim men, women with their wives, husbands, mothers, grand mothers, grand fathers, in - laws, sisters, brothers, sons, daughters, neighbors what have you, with air tickets paid in full. The phrase “waela hatta hatta” rings true today. It is said that some have accepted this life-time opportunity not that they are interested in the gathering but simply to visit Addis Ababa. Who can blame them?

Waela: A Plan within The Plan

“It is one thing to miss the boat.  It is quite another to catch a sinking boat.”                   

Dennis Slothower, a financial columnist

A concerned friend from Europe called me few weeks ago and lamented about EPDP’s absence from waela.  His rational was EPDP will miss the boat they are going to be alienated from the Eritrean people.  We spend lengthy of time discussing the cons and pros of not joining.  I also explained my friend the position EPDP took.  I magnified to the friend that EPDP was not against a genuine waela but against the grave mistake EDA was committing, drifting from the original waela design.  At the end of our discussion I thought my friend was at least half convinced and saw the hidden plans of waela. 

The national conference: half-full is still not full
Selam Kidane
Wednesday, 28 July 2010 22:22
(Asmarino.com)

..…that is why an experimental National Conference where we make tentative moves at working together, and then celebrate our success, is not an option for us… neither is an alliance that is a marriage of convenience that is not expected to bear fruits worthy of the union… nor military options that bate on options that would make a confirmed gambler tremble… what we need is a resolute determination to set the goal and march straight at it… no gimmickry… no cheap propaganda… pure unadulterated resolve to be prepared to get to the bottom of things that continue to hamper us and reduce our matured politicians to name-calling each other in an endless display of ...real work.



ተስፋልደት ኣብርሃ ቸካጎ

US Eritreans: Total Rejection of the  EDA Conference in Addis.
Let the truth be known.
 
ገመል ሰሪቕካ ጉምብሕ-ጉምብሕ የለን።ዝርዝር ኣስማት ኣብ ቀጻሊ።


Out of estimated 200,000 Eritreans in the US, only 2 from the public and 15 from the opposition known officially to be heading to Addis.
90% of those in attendance at the public meetings were members of the opposition.
 
Report on meetings of the preparatory committee of the Ethiopia orchestrated and controlled conference in Ethiopia.
In the coming days, we will report on the meetings of the preparatory committee in the six locations it was able to gather from members of the Ethiopia-controlled EDA and the public. We will post the names as we get them,
Please note that some other individuals were privately invited with full expense paid. One of them is the owner of Asmarino.com accompanied by his wife.

In this report we will share* with you, statistically, the following:

 

Location # in the meeting # Members of  the opposition # from the public #Assigned from opposition # Selected from Public
Indianapolis 13 11 2 3 1
Atlanta 17 17 0 unknown Refused to select as there were 0 from the public
San Diego 10 10   3  
Bay Area 18 18 0 3 0
Seattle 15 10 5 3 0
Washington DC Metro 30-35 ~30 ~5 2 1
Dallas 12 12 0 unknown unknown
Total 120 108 12 15 2

* If you have different information or numbers, please let us know so that we can make the necessary correction.

ኣየናይ ኣተሓሳስባ’ዩ ለውጢ ዘረጋግጽ

 

 ለውጢ፡ ብፍላይ ድማ ዲሞክራስያዊ ወይ ከኣ ሱር ነቀል ለውጢ ብህዝቢ’ዩ ዝመጽእ። ህዝቢ ለውጢ መታን ክመጽእ ግን፡ ብቐዳምነት፡ ካብ’ቲ ዝጭቍኖ ወይ ዝገዝኦ ዘሎ ስርዓት እምነቱ ክስሕብ፣ እቲ ስርዓት ከይተቐየረ፡ ኣብ ናብርኡ ኰነ መሰላቱ ዝዀነ ይኹን ምምሕያሽ ከመጽእ ከምዘይክእል ክዓግብን ክኣምንን ኣለዎ።

 

ብኻልእ ሸነኽ ከኣ፡ ለውጢ ብዘይ ውዱብ ተቓውሞን ምንቅስቓስን ከመጽእ ስለዘይክእል፣ ነቲ ናይ ህዝቢ ፋሕ ዝበለ ተቓውሞታት ዝጥርንፉን ዝመርሑን ፖለቲካውን ሲቪላውያን ውድባት ክህልዉ ይግባእ።
 

The Vision that Achieves Change   

 

What we call change, in particular the ones that effect democratic and fundamental change in the social and political lives of any given society, are achieved by the people.

 

However, implementing such changes require the knowledge and awareness of people on the matters that prevent change, which are at the root of the struggle. This primarily includes people’s opposition and rejection of the political system that denies their rights and prevents them from

 

The Vision that Achieves Change

 

 

 

What we call change, in particular the ones that effect democratic and fundamental change in the social and political lives of any given society, are achieved by the people.

 

However, implementing such changes require the knowledge and awareness of people on the matters that prevent change, which are at the root of the struggle. This primarily includes people’s opposition and rejection of the political system that denies their rights and prevents them from making progress on the democratic change.

 

Powered by RSS Feed Informer Powered by RSS Feed Informer Powered by RSS Feed Informer
More News>>>>